ናይ ኤርትራ ዛዕባታት ወይ ኣጀንዳታት መን እዮም ክውስንዎ ዘለዎም? ናይህወሓት ነጠፍትን ካድረታትን? ሕጂ ኸኣ “መንግስቲ ኤርትራ ንትግራይ ኣመንግዩ ምስ ኣምሓሩ መታን ክራኸብ ንብሎኮ ኦምሓጀር ከፊቱ” ይብሉና ኣለዉ። ስለምንታይ ኢና ኣብ ዛዕባታትና ወይ ሚድያ ንጥፈታትና ክሳብ ክንዲ እዚ ቦታን ኣቓልቦን ንህቦም? ኤርትራ ከም ናጻ ሃገር ንምኽኑይ ዝኾነ ሕሳባት ዝደለየቶ ብሎኮ ክትከፍትን ክትዓጹን መሰላ ‘ዶ ኣይኮነን? መንግስቲ […]
Category: Uncategorized
ኣይትዓድልለይ ሰዓተይ… (A Commentary)
ኣይትዓድልለይ ሰዓተይ… 3ይ ክፋል ዛንታታት ተመኵሮ ገድሊ ቅጺ-2 ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ተኸታቲላ ትወጽእ ዘላ ዛንታ እያ። ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ካብ ዛንታ ገድሊ ቅጺ-2 ዝተወስደት እያ። ክሳብ ሕጂ ሳልሳይ ክፋል በጺሓ ኣላ። ንሎሚ ከተኩረሉ ደልየ ዘለኹ ዛንታ ደቀንስትዮ ኤርትራ እዩ። እቲ ፍጻመ፡ ብ 1984 ንግንባር ውቃው እዝ ንምድምሳስ ዝተፈጸመ ቀዳማይን ደምሳስን መጥቃዕቲ እዩ ነይሩ። […]
In the first place, the border should have been open after sorting out the necessary nitty-gritty matters. I hope a more serious approach will come out of the recently reported border regulation. What’s missing, however, is an official word from the Eritrean government. It’s disappointing to see stories such as this one are let to […]
Whether the TPLF dissolves or thrives is none of my business, and it should not be the business of any nonTigrean entity. That is up to the Tigray people. I am interested in the TPLF because it has been refusing the unconditional acceptance and implementation of the EEBC ruling. While I understand the hurdles the […]
ቶግ ‘ዶ ከብላ
ቶግ ‘ዶ ከብላ ማሕሙድ ሳልሕ (Mahmud Saleh) (ብዛዕባ ዶብ ካብ ተላዕለ- መቐጸልታ)፡ Also posted on Meskerem.net ኣብ መወዳእታ ፈተና ኣለኩም፡ ተዳለዉ- There will be a mini test at the end of this post; don’t cheat me; explain your choice. ክሳብ ሕጂ ካብዚ ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ ሰላም ውዕላት እንታይ ተረኺቡ (ብጭብጢ ንምዝራብ) ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ብይን […]
ወርቃዊ ቃላት/Golden words (ቑ-1)
ወርቃዊ ቃላት/Golden words (ቑ-1) ቅድሚ ቅሩብ ዓመታት ምስ ካድረታት ወያነ ክካታዕ እንከለኹ እዚ ዝስዕብ እደጋግም ነይረ። “ወያነ ንምሉእ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝተቖጻጸረ ጥራይ እዩ ‘ኢትዮጵያዊ’ ኮይኑ ክኸይድ ዝኽእል። ኢትዮጵያ ናይ ምግዛእ ስልጣን ካብ ኢዱ ምስ ወጸ እቲ ማንታ ባህርኡ ማለት ትግራይ ናይ ምግንጻል መደቡ ከተግብር ትኽ ኢሉ ናብዛ ትግራዩ” እብል ነበርኩ። ኮይኑ ድማ ወያነ ካብ ስልጣን […]
Martin Plaut: A hero or a villain?
From My FB page: https://bit.ly/2U7Idr5 So, Martin Plaut has become the latest symbol of the so-called opposition, and soldiers of “human rights” who have been working tirelessly behind agendas set by the evil Wayane. Why is he sung as a hero, anyway? And who is this guy that so many opposition mouthpieces are jostling to […]
እንተ እቲ ኒሻናት፡ ማሸኣላህ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ስዑዲ ዓረብ፡ ኣብቲ ንጉስ ስዑድያን፡ ዋና ጽሓፍቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሓድነት ኣፍሪቃን ከም ተዓዘብቲ ዝተረኽቡሉ ጽምብል ሎሚ ስምምዕ ሰላም ኸቲመን። ዜናታት ስዑድያ ነቲ ብሓምለ 9, 2018 ኣብ ኣስመራ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተኸተመ ስምምዕ ክጎስያ እየን ዝረኣያ ዘለዋ። ንመጀመርያ ግዜ ብጻዕሪ ንጉስ ስዑድያ ነቲ ስምምዓት ይፍርማ ከምዘለዋን ዋና […]
ቅጭ ዘምጽኡለይ ነገራት/Things that annoy me
From MY FB page ቅጭ ዘምጽኡለይ ነገራት/Things that annoy me [Don’t miss Eglish version of this post, below) ክሉ ግዘ ዝገርመኒ ነገር እዩ። ገለ ሰባት “ኣብ ልበይ ዘላ ዘይበልካለይ” ይብሉኒ። ይርደእኒ እዩ። ኣዕሩኽ ይኹን ነበብቲ፡ ብዛዕባ ነብሰወከፍና ዘቐምጥዎ ትጽቢትን መለክዒታትን ኣሎ። በቲ ኣቀዲሞም ዘቐመጥዎ መለክዒ ድማ ክፈርዱና ይደልዩ። “እዋእ፡ ብቀዳምነት፡ ኣብ ልብኻ ዘላ ንስኻ ጥራይ […]
