Categories
Uncategorized

The Old Must Give Way To The New

“ሃገራዊ ረብሓ ንውድባዊ ረብሓ ይቕድም” A bedtime story for aging politicians The Old Must Give Way To The New (A Tigrigna Version is below/ ናይ ትግርኛ ትርጉም ኣብ ታሕቲ ኣሎ) The old must give way to the young/new. That is how mama nature put it; it can not be negotiated. “That is what nature and […]

Categories
Uncategorized

ብኽብረትኩም- ሓበረታ፡ ሓበረታ—ከበር ሀቡና

ብኽብረትኩም- ሓበረታ፡ ሓበረታ—ከበር ሀቡና ማሕሙድ ሳልሕ (MAHMUD SALEH) —ሃሎው፡ ዓዲ-ሃሎ—መቸም፡ ክሳብ ሕጂ ዝተገብረ ፈተነታት ኣይሰለጠን—” ዝደወልኩምሉ ዓሚል ኣይተረኽበን” ይብል ኤሪ-ተል–ግን እንታይ ይገበር—ክንድውል ኢና፡ ክሳብ መልሲ ንረክብ ወይ እቲ ኦፐረተር ክሳብ ዝቕየር—ሃሎው ዓዲ ሃሎ— ኢትዮጵያ ብሚድያ ወሪራትና ምህላዋ ዘከራኽር ኣይኮነን፡ “ዓብሊላትና እያ” ዘብል እውን እዩ። ናብ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ሚድያታት እንተኸድካ ከም ቀደሙ ጽሙእ፡ ዕባራ፡ ነቓጽ፡ […]

Categories
Uncategorized

ብኽብረትኩም ሓበረታ—

Categories
Uncategorized

Video: Pal Talk Part 3

Categories
Uncategorized

Video: Pal talk part II

Categories
Uncategorized

Video: Paltalk Presentation at Hidri Jeganuna: Part I

Categories
Uncategorized

(Sorry for the belated correction: this comment was made based on messages i had received privately. The video on which this comment was made had been heavily doctored. The voice that infuriated many was not part of the actual video. Nevertheless, the message itself is not new. Therefore, I will leave the message as it […]

Categories
Uncategorized

ብኽብረትኩም- ሓበረታ፡ ሓበረታ—ከበር ሀቡና

AUDIO:https://youtu.be/UuCyOFTHTSY ብኽብረትኩም- ሓበረታ፡ ሓበረታ—ከበር ሀቡና ማሕሙድ ሳልሕ (MAHMUD SALEH) —ሃሎው፡ ዓዲ-ሃሎ—መቸም፡ ክሳብ ሕጂ ዝተገብረ ፈተነታት ኣይሰለጠን—” ዝደወልኩምሉ ዓሚል ኣይተረኽበን” ይብል ኤሪ-ተል–ግን እንታይ ይገበር—ክንድውል ኢና፡ ክሳብ መልሲ ንረክብ ወይ እቲ ኦፐረተር ክሳብ ዝቕየር—ሃሎው ዓዲ ሃሎ— ኢትዮጵያ ብሚድያ ወሪራትና ምህላዋ ዘከራኽር ኣይኮነን፡ “ዓብሊላትና እያ” ዘብል እውን እዩ። ናብ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ሚድያታት እንተኸድካ ከም ቀደሙ ጽሙእ፡ ዕባራ፡ […]

Categories
Uncategorized

ናይ ኤርትራ ዛዕባታት ወይ ኣጀንዳታት መን እዮም ክውስንዎ ዘለዎም?

ናይ ኤርትራ ዛዕባታት ወይ ኣጀንዳታት መን እዮም ክውስንዎ ዘለዎም? ናይህወሓት ነጠፍትን ካድረታትን? ሕጂ ኸኣ “መንግስቲ ኤርትራ ንትግራይ ኣመንግዩ ምስ ኣምሓሩ መታን ክራኸብ ንብሎኮ ኦምሓጀር ከፊቱ” ይብሉና ኣለዉ። ስለምንታይ ኢና ኣብ ዛዕባታትና ወይ ሚድያ ንጥፈታትና ክሳብ ክንዲ እዚ ቦታን ኣቓልቦን ንህቦም? ኤርትራ ከም ናጻ ሃገር ንምኽኑይ ዝኾነ ሕሳባት ዝደለየቶ ብሎኮ ክትከፍትን ክትዓጹን መሰላ ‘ዶ ኣይኮነን? መንግስቲ […]

Categories
Uncategorized

ኣይትዓድልለይ ሰዓተይ… (A Commentary)

ኣይትዓድልለይ ሰዓተይ… 3ይ ክፋል ዛንታታት ተመኵሮ ገድሊ ቅጺ-2 ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ተኸታቲላ ትወጽእ ዘላ ዛንታ እያ። ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ካብ ዛንታ ገድሊ ቅጺ-2 ዝተወስደት እያ። ክሳብ ሕጂ ሳልሳይ ክፋል በጺሓ ኣላ። ንሎሚ ከተኩረሉ ደልየ ዘለኹ ዛንታ ደቀንስትዮ ኤርትራ እዩ። እቲ ፍጻመ፡ ብ 1984 ንግንባር ውቃው እዝ ንምድምሳስ ዝተፈጸመ ቀዳማይን ደምሳስን መጥቃዕቲ እዩ ነይሩ። […]