Our Stories

ትምዕዶ፡ ትመክሮ

ትመክሮ—ትመክሮ—እንተዘይሰሚዑ ድማ ተሽከርክሮ*1እቲ ቀደም ግዜ ንብለኩም፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ሓደ ዑስማን ጠራር ዝበሃል ከም ኣቦ*2 ተሸይሙ ብቅንዕና የገልግል ነበረ። ዑስማን ጠራር ወዲ ወቒሮ ኮይኑ ኣብ ባጽዕ እዩ ዓብዩ። ቀይሕ፡ ቀጢን፡ በዓል ማእከላይ ቁመትን ልስሉስ ጸጒርን ኮይኑ፡ ትግርኝኡ ጸያፍ ግን ጥዑም ነበረ። ኣዝዩ ለዋህን ተጻዋታይን እውን ነይሩ። መዓት ሕካያታት ናይ ባጽዕን ናይ ገድልን ነይርዎ። ድሕሪ…

ቅሰኑ ሰማእታትና

“ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ኲናት እዩ” ዝብል ፈቀድኡ ክልጠፍን መግለጺታት ክግበረሉን እርኢ ኣለኹ።ኣቱም ሰባት፡ ኤርትራ ኲናት ኣይኣወጀትን። ኣብዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካይድድ ዘሎ ረጽሚ እውን ቀጥታዊት ተዋሳኢት ኣይኮነትን። እኳ ደኣ ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት ግዳይ ናይ’ዚ ኲናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ስሒቡ ዘሎ ጃንዳ ኮይና ጸኒሓ። ስለ’ዚ፡ “ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ወያነን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ንቃወም” ደኣ…

ብዛዕባ ቤት ትምህርቲ ሰውራ-3ይ ክፋል

ማሕሙድ ሳልሕ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ክፋላት፡ ብዛዕባ ኣመሰራርታ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝምልከት፡ ዝኽረይ ክድህስሶ ፈቲነ። ነባባይ ንኣመሰራርታ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኣብ ግዚኡን ቦትኡን ኣእትዩ መታን ክርእዮ፡ ምስ ውልቀ-ታሪኸይ ኣተኣሳሲረ ይሕግዝ ዝበልክዎ ስእሊ ከቐምጥ ፈቲነ። ኣብዚ ሳልሳይ ክፋል ኣብቲ ቀንዲ ነገር ድቕድቕ ክብል እየ። እታ ከም ኣካታዒት ኮይና ቀሪባ ዘላ ነጥቢ፡ “ ህዝባዊ ግንባር ብዛዕባ ቤት…

ብዛዕባ ቤት ትምህርቲ ሰውራ፡ ካልኣይ ክፋል

ሳልሳይ ሓይሊ ፊተውራሪ ወተሃደራዊ ታዕሊም ወዲኣ ኮለላ ክትገብር ቀንያ። ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሳልሳይ ኮርስ ፊተውራሪ ስለዝነበርና ኢና ሳልሳይ ሓይሊ ንበሃል ነይርና እምበር ብመሰረቱ ብኣርባዕተ ጋንታታት ዝቖመት ሓንቲ ሓይሊ ኢና ነይርና። ብኣልጌን ኣቢልና እማህሚመት (ማይህመት) ኣቲና ነቶም ኣብኡ ዝዕለሙ ዝነበሩ መዛሙርን ተዋስኦታትን ኣርኢና። ኮርስና ብዙሓት ከዋኽብቲ ወሊዳ እያ። ስነጥበበኛ ስዉእ ዑቕባጋብር ገ/ትንሳኤ፡ ሙሉጌታ በይን (ወዲ ዛግር)፡…

ብዛዕባ ቤት ትምህርቲ ሰውራቀዳማይ ክፋል

ኣብዘን ዝሓለፋ ሳምንታት፡ ተመሃሮ ቤት-ትምህርቲ ሰውራ ነበር፡ ብዛዕባ ዕላማታትን ጉዕዞን ቤት ትምህርቲ ሰውራ፡ ተመክሮኦምን ጠብላሕተኦምን ገምጋሞምን ከቕርቡ ጸኒሖም። ከም ዝመስለኒ፡ ነዚ ዘተታት ዘተባበዓትን ዘበጋገሰት ኣጋጣሚት፡ እታ ጊደዎን መሓሪን ዮሴፍ ፍስሃየን ኣብ ቲቪ ኣሰና ዝገበርዋ ቃለ-መሕትት እያ። ርኢቶታተይን ነቐፈታይን ንኽልቲኦም ብውልቂ ሂበ እየ። እቲ ዘተ ክቕጽል እውን ኣተባቢዐዮም። ምኽንያቱ፡ ተመክሮና ባዕልና እንተዘየካፈልናዮ ካልኦት ሰባት ባህ ከም…

Loading…

Something went wrong. Please refresh the page and/or try again.

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out /  Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out /  Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out /  Change )

Connecting to %s