Second part of my interview with Radio Erena. Both parts were taped on the same day and time. I thank Haregu Keleta and Radio Erena for airing a divergent view. ምስ ራድዮ ኤረና ዝገበርክዎ ቃለ-ምሕትት ካልኣይ ክፋል። ክልቲኦም ክፋላት ኣብ ሓደ ግዜ እዮም ተመሉኦም። ንጋዜጠኛ ሓረጉ ቀለታን ራድዮ ኤረናን ዝተፈልየ ሓሳብ ብምእንጋዶም ምስጋናይ እገልጽ። https://erena.org/ Radio Erena (“Our […]
Category: Uncategorized
MY interview with Rafio Erena P1
ሕ/ሰብ ተጋዳላይን ኣመለኻኽትኡን
ማሕሙድ ሳልሕ ናይ ስነ-ቋንቋ ሊቃውንቲ ከም ዝብልዎ፡ ገለ ገለ ሕ/ሰባት ወይ ጉጅለታት ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ካብቶም መበቆላውያን ጉጅለታት ክፍንተቱ ምስ ዝጅምሩ (ብጂኦግራፊ ማለት ከም ጎቦታት ወይ ኣፍላጋት ወይ ደሴታት ወይ ድማ ብኻልእ ከም ኲናት ወይ ባህሪ ዘገደዶ ስደት) ናታቶም ፍሉይ ላህጃታትን ስነ-ኣእምሮኣዊ ኣቋውማን ሕ/ሰባዊ ክብርታትን የማዕብሉ። ግዜ ምስ ዝነውሕ ድማ ቋንቋኦምን ባህሎምን ካብቲ ኣደ ሕ/ሰብ ይፍለ […]
Mahmud Saleh September 14 at 2:57 PM · ሕጂ ኸኣ እዛ ሃገር ናብ ሱዳን ተሸይጣ ከይብሉና ጥራይ!!?? ፕረሲደንት ኤርትራ ኣብ ሱዳን ዑደት የካይደሉ ኣብ ዘሎ ግዜ፡ “ ህዝቢ ኤርትራን ሱዳንን ኣሕዋት እዮም፡ ብዙሕ ዘራኽቦም ማሕበራውን ታሪኻውን ምትእስሳራት ኣለዎም። ነዞም ኣህዛብ ክፈሊ ዝፍትን ሰብ ታሪኽ ዘይፈልጥ እዩ” ከም ዝብል ኣይጠራጠርን። ኣሕዋት ሱዳናውያን እውን “ናዓም፡ ያ ሰያደት ኣልርኢስ፡ […]
ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስ
Mahmud Saleh September 13 at 6:36 PM · ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ትቕመጡ ኤርትራውያን፡ ንድሕነትኩምን ድሕነት ንብረትኩምን ንጽሊ። ብድሕነትኩም እሻቐል ኣለኹ። ነዚ ንስም ደቡብ ኣፍሪቃ ዝድውን ዘሎ ብጽልኢ ወዲ ሰብ (xenophobia) ዝተደረኸ ሽበራዊ ምልዕዓል ብሰላም ክትወጽእዎ እትስፎ። ዘገርም እዩ፡ እዞም ሎሚ ብጽልኢ ወዲ-ሰብ ዝዓወሩ ባጋሚንዶታት፡ ኣያታቶምን ኣቦታቶምን ኣቦ-ሓጎታቶምን ብዓሌታውን ዘርኣውን ስርዓት ደቡብ ኣፍሪቃ […]
Mahmud Saleh September 11 at 1:46 AM · Alemseged Tesfai posts a “Thank you” note to all who have joined him celebrating the life of his son, Temesgen Alemseged Tesfai, on the tenth anniversary of Temesgen’s tragic passing (see the previous posting under this FB account timeline፡ also check it out on meskerem.net). Below is Alemseged’s note. ኣለምሰገድ […]
Celebrating the life of Temegen Alemseged Tesfai [a tribute will follow my intoroduction] ተመስገን ኣለምሰገድ ተስፋይ ካብዛ ዓለም ብሃንደበት ኣብ ሰዊት ዕድመኡ ካብ ዝሓልፍ ሎሚ መስከረም 7 ዓስራይ ዓመቱ ኮይኑ ኣሎ። ተመስገን ወዱ ነቲ ውሩይ ኤርትራዊ ተማራማሪ ታሪኽን ደራስን ኣለምሰገድ ተስፋይ እዩ። ወዲ ኣኩኡ ንተመስገን፡ ንኽብርን ዝክርን ህይወት ተመስገን እትበቅዕ ሓጻር ጽሕፍቲ ኣቕሪቡ ኣሎ። ምስ ስእልን […]
ናይ ሎሚ ምኽሪ
መንፈስ ዓዋተን መንፈስ እቶም ድሕርኡ ዝሰዓቡን ዝስዕቡ ዘለዉን ደቂ ዓባይ ኤርትራ፡ መኣዛን ሙቐትን ኮይንና ከም ዘሎ መቸም ነቶም ኣብ መቐለ ኮይኖም ብስምና ዋጋ-ዕዳጋ ክገብሩ ዝቐነዩ ከይተረፈ ደሚቑ ዝተራእዮም ይመስል። ጭራኻ ደጒልካ ናብ ዘዝመጻእካሉ ምህዳም ኮይኑ ኣሎ። ሕማቕ ኣተሃዳድማ። ማዕሌሽ፡ ካብቲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ንመቐለ ዝተገብረ ህድማ ‘ዶ ከይከፍኦም! ደሓር ድማ እቲ ኣበልን ሆተልን ድግስን ምስኡ […]
ጋሕ ይበል
ምስ ፈጣሪኻ ተሪር ምጽብጻብ ከም ዘለካ ፍለጥ፡ ተዳለወሉ። ከም ንቡር ግን “ብሰላም ዕረፍ” ኢልና ክነፋንወካ (RIP)። እታ “ጋሕ ይበል” ከ ተደሊ’ዶ ነይራ? ብዝኾነ… ሞት ፕረሲደንት ዚምባብወ ነበር ሮበርት ሙጋበ ምስ ሰማዕኩ ብዙሕ ኣይገረመንን፡ ቆላሕታይ ዝስሕብ ኮይኑ እውን ኣይረኸብክዎን። ጽንሕ ኢለ ግን ናብ ግዜ ንእስነተይ፡ ናብ ሰማንያታት ተመሊሰ። ዚምባብወ ናጽነታ ክትወስድ እንከላ፡ ሰውራ ኤርትራ ምዝላቕ ወዲኡ […]
እዛ ፓርክስ ገለ ኣለዋ
እዛ ፓርክስ ገለ ኣለዋ ትማል ምሸት እዩ፡ ክዛወር ንበይነይ ኣብታ ዝፈልጣ ፓርክ፡ ኣብታ ናይ ክሉሻዓይ ልስሉስ ንፋስ፡ ይድህስስ፡ ይቅስቅስ ኣካለይ ጥዑም ሽታ መሮር፡ ወቕዖ መትንታተይ ሓያል ዃረንቲ ነቕነቖ ንዝኽረይ// ሮራ በቕላ’ዶ ይኸውን፡ እንድላል ወይስ ናቕፋ ሃገር ዓቢ ወ ንኡሽ፡ ወይስ ኢሮታ ወይስ ክልተ ሃይገት ወ ገለብ፡ ዝባውንቲ ከበሳ ወይስ ልምዕቲ ሓልሓል፡ ወይስ ደብርሳላ ወይስ ሰሜናዊ […]
