ኣሕዋት…ኣሕዋትና እንዳበሉ ኣጽሚሞምና። ኣብ ኣፍሪቃ ስግር ዶብ ሓው ዘይብሉ የለን። ኣሕዋተይ ዝብሎም ኣብ ስግር ዶብ ሱዳን መሊኦም ኣለዉ፡ ብደምን ብማሕበራዊ መዳያትን ዝዛመዶም። ጽቡቕ። እዚ ዝምድና እዚ ግን ነቶም ብዜግነት ኣሕዋተይ ዝኾኑ ካልኦት ኤርትራውያን ዘርሕቕ ክኸውን የብሉን። ብደረጃ ዜግነትን ብመንጽር ኤርትራውነት ምስ ዝረአ፡ ካብቶም ኣብ ስግር ዶብ ሱዳን ዝነብሩ እንዳታተይን ቀቢላይን፡ እቶም ኣብ ደቡብ ዳንካልያ ዝነብሩ […]
Author: MS
ወዲ ሕድሩ 2ይ ክፋል
ወዲ ሕድሩ(II) ካልኣይ ክፋል ኣብ መስከረም 1976፡ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ክምስረት ከሎ፡ ክቕበሎም ዝጀመረ ተመሃሮ ኣብ ክልተ ክሊ ዕድመ እዮም ነይሮም። ኣዝዮም ነኣሹ (ንናይ ወለዶም ናብዮትን ፍቕርን ዝትክእ ኣተኣላልያ ዘድልዮም፡ ከምኡ እውን መዓልታዊ ምክትታልን ናይ ጽሬትን መግብን ሓገዝ ዘድልዮም፡ ብግምተይ ዕድሚኦም ክሳብ 11 ዓመት ዝነበረ)፡ ዓበይቲ ድማ (ካብ ብግምት 12 ክሳብ 16 ዓመት ኣቢሎም ዝኾኑ) […]
ሓድሽ ምዕባለታት ኩነታት ኢትዮጵያ
ካልኣይ ክፋል ወዲ ሕድሩ ተዳልዩ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ኩነታት ብቕልጡፍ ክቀያየር ርኢናዮ ኣለና። በዚ ምኽንያት ድማ፡ ንካልኣይ ክፋል ወዲ ሕድሩ ግቡእ ኣቃልቦ መታን ክረክብ፡ ኩነታት ክሳብ ዝሃድእ ከጽነሖ መሪጸ ኣለኹ። ንሎሚ ግን ብዛዕባ እዚ ኣብ ትግራይ ተኸሲቱ ዘሎ ምዕባለ ቅሩብ ክብል። ብመሰረቱ፡ ኢትዮጵያ ጥዕና ስኢና ጸኒሓ፡ ሕጂ እሞ ናብ ከቢድ ፈተና ተደቕዲቓ ኣላ።1- ኣብ ክልል […]
ወዲ ሕድሩ
ወዲ ሕድሩ ቀዳማይ ክፋል፡ መእተዊ ደበና ኣብ ዘይህልወሉ ለይቲ፡ ንሰማይ’ሞ ጠምት። ዝተፈላለየ ድምቀት ዘለዎም ንዓይንኻ ዝማርኹ ከዋኽብቲ ትርኢ። ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት፡ ምስ ዑደት መሬት ብዝተኣሳሰር ዝኽሰት ምቅይያር ክፍለ-ኣዋርሕ (seasons)፡ ከምኡ እውን በቲ ንገዛእ ርእሶም ዘካይድዎ ምንቅስቃሳትን፡ ገለ ከዋኽብቲ ቦታታት ከም ዝቐያይሩ ነስተብህል። ገሊኦም ግን ኣብቲ ዝረኣየና ኣድማስ ድምቀቶምን ቦትኦምን ከይቀየሩ ንኣቓልቦ ወዲ ሰብ ዝስሕብን […]
Tigray Elites’ Fantasy World
Tigray Elites keep beating drums of war targeting not only Eritrean sovereignty and the reversing of Eritrean independence but to totally dismantle Eritrean identity. Yes, I know it is a futile attempt…but let’s see if we can get into the genesis of this fantasy. Anyway, they told us this sick agenda in their 1976 founding […]
ዳስ ወያነ ዝኣኻኸበቶም
ዳስ ሓዘን ወያነ ዝኣኻኸቦም ዘይራኸቡ ሰባት 1- ኣብዘን ዝሓለፋ 22 ዓመታት ንሓንሳብ’ኳ ተኣኪቦም ተሰማሚዖም ዘይፈልጡ ውልቀሰባት ኣብ ዳስ ሓዘን ወያነ ግን ተሰማሚዖም። 2- እዞም ንሓንቲ መዓልቲ’ኳ ኣብ ሓባራዊ መዕለቢ በጺሖም ዘይፈልጡ ውልቀሰባት ቃንዛ ዘሕፍር ስዕረት ወያነ ግን ኣሕቢርዎም። 3- ገሊኦም ዓስርተታት ዓመታት ዝገበሩ ፍሉጣት መጋበርያ ወያነ ዝነበሩ እዮም። ገሊኦም ድማ ኣብቲ ጸወታ ድሒሮም ዝተሓወሱ ግን […]
ብዛዕባ ክታበት ኮቪድ 19
ሓበረታ፡ እዚ ዝስዕብ ንኮቪድ-19 ዝምልከት ጽሑፍ፡ ከም ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ዘተ ተባሂሉ፡ ሸፈፍ ኢልካ ሓበረታ ንምልውዋጥን ብዛዕባ እዚ ክታበት ክሰምዖ ንዝጸንሓኩ ሻቕሎታት ንምቅላል ገለ መብርሂ እንተሃበ ብምባል እዩ እምበር፡ ውዱእ መልስታት ንምሃብ ኣይኮነን። ብተወሳኺ ድማ ነቶም ዕድል ክታበት ኮቪድ-19 እናሃለዎም ብሰንኪ ሕጽረት ሓበረታ ሰጊኦም ክሓልፍዎ ዝኽእሉ ዜጋታት ሓገዝ እንተኾነ ብምባል እዩ። ንዝያዳ ፍልጠት ንሓካይሞም መታን […]
ብሓድሽ መንፈስ ናብ ሓድሽ መድረኽ
ክቡራት ተኻታተልተይ፡ ኣዕሩኽ፡ ነቀፍቲ… ጽሑፋተይ ከም ትከታተሉ ትነግሩኒ ኢኹም። ተተባብዑኒ—ሃናጺ ነቐፈታኹም እውን ተፈልዩኒ ኣይፈልጥን። እንሓንሳብ ካብቲ ኣነ ብዛዕባ ነብሰይ ዝሓስቦ ንላዕሊ ኣኽቢድኩም ትጽዕኑኒ ኢኹም። ስለ’ቲ ምትብባዕኩም ብዓጸፋ ከመስግነኩም እፈቱ። ብፍላይ እቲ ካብ መንእሰያት ዝመጸኒ መልሰ-ዕንጋለ መኣዛን ቫይታሚንን እዩ። ክሳብ ሕጂ፡ ነቲ ብስም ተቓውሞ ዝፍለጥ ጫካ ይኹን ንመንግስቲ ዝምልከት ይጠቅም ዝበልክዎ ነቐፈታታት ክጽሕፍ ጸኒሐ። ብዙሓት ነቲ […]
ምልኻዕ ወረ
“ መንግስቲ ኤርትራ ኣብቲ ኣብ ክልል ትግራይ ክግበር ዝጸንሐ ኲናት ዝነበሮ ምትእትታው ክሓብእ ኢሉ ንውጉኣቱ ኣብ ኲናት ይቐትሎም ወይ የዳግሞም ኣሎ” ዝብል ወረ ክላባዕ ጸኒሑ። ኣካል ናይ’ቲ ወያነ ዘዋፈሮ ናይ ሓሶትን ምድንጋርን ዘመተ እዩ ዝብል እምነት ስለዝጸንሓኒ፡ ንወያነ ድማ ከም ሓደ ሓሶት ዝሽትት ግዛዕ ስለእንፈልጦ፡ እንታይ ሓድሽ ኣለዎ ኢለ ክኸይድ ጸኒሐ። ብዛዕብኡ ክሕንጥጥ ኣይመረጸንኩን። ይኹን […]
Game Over
Game over ማለት ጸወታ ኣብቂዑ እዩ ማለት እዩ። እዚ ድማ ንሓደ ተንኮለኛ ናይ ክፍኣት ጸወትኡ ወይ ተርኡ ምስ ዘብቅዕ ወይ ድማ ተፈሊጡ መአደቢ ስጉምቲ ምስ ዝውሰደሉን ካብቲ ናይ ተንኮልን ውዲትን ፍሕሶ ዝኾነ ስርሑ ምስ ዝባረር ዝበሃል እዩ። ” ተፈሊጥካ ኢኻ፡ መዓልትኻ ኣኺላ እያ፡ ደጊም ኣብ ዙፋን ተንኮልን ውዲትን ተወጢሕካ ክትሽንክር ክትነብር ኣይትኽእልን ኢኻ፡ ቻው… ” […]
