ማሕሙድ ሳልሕ ሃገር ናይ ክሉ፡ ውድባዊ ፖለቲካ ንውልቂ። ምስ ኣቶ የማነ ኸኣ ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ኢና ንራኸብ። ሃገር-ጠቐስ ጉዳያት ኣብ ዝለዓሉሉ ግዜን ኣብቲ ዘሰማምዓና ምስኡ ክሰማማዕ፡ ግድን ኣይኮነን ህግድፍ ክኸውን። ብመጀመርታ ግን፡ “ገበይ ደሓን ሖል ጊሳ” ምስላ ትግረ ምርኣይ ጽቡቕ እዩ። መገዲ ደሓንሲ ዓመት ኪዳ ከም ማለት እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት፡ ሃገርና ብብሄር፡ ሃይማኖትን ኣውራጃን […]
Category: Uncategorized
Sudan Enters Unchartered Waters.
Mahmud Saleh Follow-up: The Ethiopian PM, Dr. Abiy Ahmed, visited Khartoum in a bid to mediate the ruling Military Transitional Council (MTC) and the opposition, led by Sudanese Professionals Association (SPA). The outcome is not known. However, Khartoum is yet tense, with total civil disobedience called by SPA in effect. The last crackdown by the […]
Reform and Transform (ኣመሓዪሽና ነሰጋግር)
Mahmud Saleh ሎሚ ከም ሃገርን ህዝብን፡ ንዘመዝገብናዮ ጽቡቕ ነገራት ዓቂብናን ንድኽመታትና ኣነጺርና ኣላሊላናን ብምእላይ፡ ነቶም ከም ቀንዲ ዓላማ ሓርነታዊ ጉዕዞና ኮይኖም ዝጸንሑ ዓበይቲ ሽቶታት ማለት ምምሕያሽ መነባብሮ ህዝብናን ምትካል ትርጉም ዘለዎ ህዝባዊ ሱታፌ ዝረኣየሉ ስርዓተ ፖለቲካን ብኡ መሰረት ድማ ፍትሕን ማዕርነትን ሓድነትን ዜጋታት ዝረጋገጸላ ሃገር ንምህናጽ ድልዱል ሰረት ንምንባር ከም ቀደምና መሳርዕና ኣስሚርና ንግስግሰሉ መድረኽ […]
ዶብን ቋንቋኡን
ማሕሙድ ሳልሕ ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብ18 ሰነ 2000 ኣብ ኣልጀርስ ዝተፈረመ ስምምዕን ከምኡ እውን ነቲ ብ 13 ሚያዝያ 2002 ዝተዋህበ ፍርዲ ብይን ዶባትን ዝሰዓበ ነዊሕ ሰሓቦ ግተቶን ንጎድኒ ገዲፍና፡ ብዛዕብ ምሕንጻጽ ዶብ ኣብ እንዛረበሉ እዋን፡ ክልተ ቃላት ናይ እንግሊዘኛ ፈሊና ክንፈልጥ ይግባእ። እቲ ልክዕ ዝኾነ ናይ ትግርኛ ትርጉመን ኣብ ስነጽሑፋትና ብዙሕ ስለዘይተዘውተረ ወይ […]
መጽሓፍ
ማሕሙድ ሳልሕ ( MAHMUD SALEH) ቅሩብ ተጸላሊኡኒ ቐንዩ፡ ግን ንጽቡቕ ኣጋጣሚ ዝኾነ ኮይኑ ይስመዓኒ። ምኽንያቱ፡ ናይ ነዊሕ ግዜ ዓርከይን ከም ንእሽቶ ሓወይ ዝቖጽሮን ብጻይ ኣማንኤል ብጹኣምላኽ፡ ከም ዝሓምም ግዲ ነብሱ ነጊራቶ ጸኒሓ፡ ሓንቲ መጽሓፍ ከንብባ ሂቡኒ ነይሩ። ሽዑ ካብ ኣስመራ ዝመጸት እያ፡ ክልተና ክነንብባ ተሃንጢና ጸኒሕና። ግን ኣማንኤል፡ እታ ናይ ሜዳ ጠባዩ ኣይገደፈቶን። ጽቡቕ ነገር […]
Rep. Ilham Omar’s beginning of her Congressional duties has been nothing but a roller-coaster one. She twitted, and wildfires erupted. She spoke up and thunderous roars deafened us. She moved forward, and they blocked her way; she tried to elaborate and they tried to shut her off; she is young; she is a devout Muslim; […]
ናይ መራሕን ተመራሕን ነገር
ኣብ መንጎ መራሕን ተመራሕን ዘሎ ፍልልይ’ዶ ሓቲትኩም’ዞም ደቀይ? ሕራይ በሉ። ዕህም—-እሕም— ተመራሕቲ ነቲ ዓቐብ ጥራይ እዮም ዝርእዩ። መራሕቲ ግን ኪነው’ቲ ዓቐብ ዘሎ ሜዳ ይርእዩ። ንበል ካብ ዙላ ናብ ዛላምበሳ ዝብገስ ሓይሊ ሰብ እንተወሰድና፡ እቶም ተመራሕቲ ነቲ በሪኽ ጎቦታት ምብራቓዊ ኣከለጉዛይ ርእዮም ጥራይ ሞራሎም ክስበር ይኽእል እዩ። ነቲ ኣርካን ጎቦታት ኤርትራ ዝኾነ ክሩዕን ልዑልን እምባሶይራ እንተርእዮም […]
A selected reply to my readers worth taking note: “ኣማንኤል ኣድሓኖም and Michael T Neguse, Tomas Solomon, I respect your views but I can’t help but let you know that you are not reading me. All I’m saying is let’s stop boxing in Eritreans into rigid camps. Promote tolerance, be ready to hear and appreciate […]
ዕርፊ ምጽናዕ
ምስ ዝዓበደ ዝይምዕባድ፡ ዕርፊ ምጽናዕ ኣይተስተዋሕድዋ ናይ ጉያ-ጉያ እያ—ጸኒሐ edit እገብራ እኸውን) ኤርትራ ልኡላዊት እያ፡ ልኡላውነታ ድማ ዘየማትእ እዩ። ብመንፋዕትና ድማ እናክድራዕ ክነብር እዩ። ወዲ/ጓል ኤረ፡ ኣብ ኣገዳሲ ጉዳያት ዕሰል፡ስመር፡ተኣኻኸብ። ውሽጣዊ ሓድነትናን ጽሬት ቤትናን እዩ ዋሕስ ኤርትራ። ተባእስቲ-ጓኖት ኣብ ዝገብርዎ ቖየቛን ምትህልላኽን ግዜናን ሓይልናን እንተዘየጥፋእና ይሓይሽ። ጉዳያቶም ክነሳልጠሎም ዝደልዩናን ኣክንድኦም ክንጥበስ ዝመጣልዑን ብዙሓት እዮም። ኤርትራ […]
From my FB: ሕጂ ነገር መጺኣ! እንዳ “ሃገር ከደት፡ ተሸጠት” ደኣ እንታይ ክብሉ እዮም? ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣብ መንጎ ላዕለዎት ነጠፍትን መጎትትን ህግድፍ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ዝካየድ ዘተ እዩ ( ቀዳማይ ክፋል ኣይረኣኽዎን ግን ክግመት ይኸእል። ክንደይ ኸ ጽቡቕ ይዛረቡ ወደይ) ብዝኾነ ስጋ ዘለዎ ስቡሕ ዘረባ እዩ። የቐንየልና። ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፋተይ፡ እቲ ሜዳ ናይ ሓበረታ […]
