ግዜ—ኣየ ግዜ፡ ዘይትገብሮ ዘይብልካ!! ትማሊ ምስ ወያነ ሕጉብጉብ ዝብሉ ዝነበሩን ናይ ወያነ ሰይጣናዊ ፖሊሲታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ምኽኑይ መታን ክኾኑ ዝጓየዩ ዝነበሩ፡ ሎሚ ተመሊሶም ብዛዕባ ክድዓት ክኸሱኒ ኣይክእሉን። ትማሊ ወያነ ንብይን ዶባት ረጊጹ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ናይ ከበባ ወፈራታት ክገብር እንከሎ ከም ኤግዚቢት ዘቕርቦም ዝነበረ “ተቓወምቲ” ሎሚ ልዕሊ ሰቦም ሃገራውያን ክኾኑ ከቶ ኣይክእሉን። ትማሊ ነቶም […]
Author: MS
The Old Must Give Way To The New
“ሃገራዊ ረብሓ ንውድባዊ ረብሓ ይቕድም” A bedtime story for aging politicians The Old Must Give Way To The New (A Tigrigna Version is below/ ናይ ትግርኛ ትርጉም ኣብ ታሕቲ ኣሎ) The old must give way to the young/new. That is how mama nature put it; it can not be negotiated. “That is what nature and […]
ብኽብረትኩም- ሓበረታ፡ ሓበረታ—ከበር ሀቡና
ብኽብረትኩም- ሓበረታ፡ ሓበረታ—ከበር ሀቡና ማሕሙድ ሳልሕ (MAHMUD SALEH) —ሃሎው፡ ዓዲ-ሃሎ—መቸም፡ ክሳብ ሕጂ ዝተገብረ ፈተነታት ኣይሰለጠን—” ዝደወልኩምሉ ዓሚል ኣይተረኽበን” ይብል ኤሪ-ተል–ግን እንታይ ይገበር—ክንድውል ኢና፡ ክሳብ መልሲ ንረክብ ወይ እቲ ኦፐረተር ክሳብ ዝቕየር—ሃሎው ዓዲ ሃሎ— ኢትዮጵያ ብሚድያ ወሪራትና ምህላዋ ዘከራኽር ኣይኮነን፡ “ዓብሊላትና እያ” ዘብል እውን እዩ። ናብ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ሚድያታት እንተኸድካ ከም ቀደሙ ጽሙእ፡ ዕባራ፡ ነቓጽ፡ […]
ብኽብረትኩም ሓበረታ—
Video: Pal Talk Part 3
Video: Pal talk part II
(Sorry for the belated correction: this comment was made based on messages i had received privately. The video on which this comment was made had been heavily doctored. The voice that infuriated many was not part of the actual video. Nevertheless, the message itself is not new. Therefore, I will leave the message as it […]
ብኽብረትኩም- ሓበረታ፡ ሓበረታ—ከበር ሀቡና
AUDIO:https://youtu.be/UuCyOFTHTSY ብኽብረትኩም- ሓበረታ፡ ሓበረታ—ከበር ሀቡና ማሕሙድ ሳልሕ (MAHMUD SALEH) —ሃሎው፡ ዓዲ-ሃሎ—መቸም፡ ክሳብ ሕጂ ዝተገብረ ፈተነታት ኣይሰለጠን—” ዝደወልኩምሉ ዓሚል ኣይተረኽበን” ይብል ኤሪ-ተል–ግን እንታይ ይገበር—ክንድውል ኢና፡ ክሳብ መልሲ ንረክብ ወይ እቲ ኦፐረተር ክሳብ ዝቕየር—ሃሎው ዓዲ ሃሎ— ኢትዮጵያ ብሚድያ ወሪራትና ምህላዋ ዘከራኽር ኣይኮነን፡ “ዓብሊላትና እያ” ዘብል እውን እዩ። ናብ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ሚድያታት እንተኸድካ ከም ቀደሙ ጽሙእ፡ ዕባራ፡ […]
ናይ ኤርትራ ዛዕባታት ወይ ኣጀንዳታት መን እዮም ክውስንዎ ዘለዎም? ናይህወሓት ነጠፍትን ካድረታትን? ሕጂ ኸኣ “መንግስቲ ኤርትራ ንትግራይ ኣመንግዩ ምስ ኣምሓሩ መታን ክራኸብ ንብሎኮ ኦምሓጀር ከፊቱ” ይብሉና ኣለዉ። ስለምንታይ ኢና ኣብ ዛዕባታትና ወይ ሚድያ ንጥፈታትና ክሳብ ክንዲ እዚ ቦታን ኣቓልቦን ንህቦም? ኤርትራ ከም ናጻ ሃገር ንምኽኑይ ዝኾነ ሕሳባት ዝደለየቶ ብሎኮ ክትከፍትን ክትዓጹን መሰላ ‘ዶ ኣይኮነን? መንግስቲ […]
