Categories
Uncategorized

ሰበር ዜና…ዋዛ ምስ ቁምነገር

ሰበር ዜና ኩለን ሆስፒታላት ደምበ “ኣምበድብድ” መሕረሲ ደርሁ ክፍልታተን ክዕጾ ጥብቂ ትእዛዝ ከም ዝተመሓላለፈለን ሎሚ ዝመጸና ሓበረታ ኣነጺሩ። ብሰንኪ እዚ ውሳነ ኣብ ውሽጢ እቲ ደምበ ብገለ ስጋ ደርሆን ከምኡ እውን እንቋቁሖ ዝፈትዉ ኣባላት ርሱን ክትዓት ተላዒሉ ከምዘሎ እውን እቲ ዝመጸና ሓበረታ የመልክት። ይኹን እምበር ሓንቲ ብኣፈርክቡ ዝቖመት ተክኒካዊት ኮሚተ፡ ኣኻልብ ናብ ደርሁ ዝቕይሩ ምኩራት ጠንቆልቲ […]

Categories
Uncategorized

ከተማ ለንደንን ጸወታ እንቋቑሖን

ብሓጺሩ፡ ኣብዘን ዝሓለፋ ዓመታት፡ ምስ ወያነ ወጊኑ ንህዝብና ዘድመየ ወገን፡ ወይ ብቓልዕ ይቕረታ ሓቲቱ ናብ ጎደና ሃገራዊ ዕብየት ይጸንበር ወይ ድማ ምስ ወያነ ይቐበር። ካልእ ሓሳብ እንተሎ ክሰምዕ ቅሩብ እየ። ብሰላምን ዕብየትን ናይ ምሉእ ሃገርን ህዝብን ተጣሊዕካ፡ ንዕድልን መሰልን ውልቀሰባት እግደስ እየ ምባል ኣይቅቡልን። ካብ ጸቢብ ውልቃውን ጉጅለኣውን ጥሙሓትን ፖለቲካዊ ደላልነትን ዝሓልፍ ኣይኮነን። ——————+– እት […]

Categories
Uncategorized

ሃገራዊ ገምጋም 2019፡ ሓተታ

ሃገራዊ ርእሰ-ገምጋም (Selfie) ንግበር selfie ዲጂታል ካመራ ወይ ተለፎን ገይርካ ርእስኻ ምስኣል ማለት እዩ። ከም ዓመታዊ ርእሰ-ገምጋም ምግባር እጥቀመሉ ኣለኹ። እዚ ቀዳማይ ክፋል ናይቲ ምስ ፓልቶክ ኣይንፈላለ ኤርትራ ብታሕሳ 21፡ 2019 ዝገበርክዎ እዩ ቀዳማይ ክፋል እዩ። ነቲ live ዝተቀድሐ መግለጺ ዝሓለፈኩም ኣብ ናቶም ገጽን ኣብ ናተይን ኣሎ። ንሎሚ ኣብ ቁጠባውን ዲፕሎማስያውን መዳያት ዝተመዝገበ ጭቡጣት ዓወታት […]

Categories
Uncategorized

ነዞም ሰባት ክተሰንብድ—

ነዞም ሰባት ክተሰንብድ እንተደሊኻ ቀሊል እዩ። 1. ተመሃሮ ዪኒቨርሲቲ/ኮለጃት ተመሪቖም 2. ቑጠባ ኤርትራ ዕቤት ኣምጺኡ 3. ሰፊሕ ክታበት ህጻናት ተዓሚሙ፡ ናይ ህጻናት ሞት ነክዩ፡ ምውሳኽ ኣብያተ ትምህርትን ክሊኒካትን 4. ፍሽኽታ ቆልዑ ኤርትራ ዘርኢ ዜናታት፡ ስእልታት 5. ዜጋታት ኣብ ዓበይቲ ጉዳያት ጸሚዶም ብምክብባር ክዛተዩ ዘርኢ ዜናታት 6. ኤርትራ ናይ ሚለንዪም ናይ ዕቤት ዕላማታት ኣብ ምውቃዕ ገጻ […]

Categories
Uncategorized

Happy 40th Anniversary

The North West Chapter of the National Union of Eritrean Women (NUEW) has held today its 40th Anniversary at Eritrean Community Center in Seattle. The venue was crammed with speeches, Poems, various colorful activities. A lineup of musical performers, including an all-women band, entertained participants with revolutionary songs. The role of Eritrean women in liberating […]

Categories
Uncategorized

ኣስመራ ፍሽኽ ክትብል ጀሚራ! ኮኸባ ክደምቕ፡ ኮኸብ ጸላእታ ክሃስስ!! ምልክታት መቐይሮ እዩ። መቐይሮ ናብ ሰናይ ዘመን። ዘመንኪ ክምለስ እዕዘብ ኣለኹ ዓባይ ኤርትራ። ክብሪ ነቶም ንህላወኽን ንድሕነትክን ከቢድ ዋጋ ዝኸፈሉን ዝኸፍሉ ዘለዉን ደቅኺ። ኣየወ፡ ንጸላኢ እውን ዘቕንኡ ደቂ 9 ብሄራት፡ ደቂ ሓንቲ ኤርትራ። ኣይፋል ንተስፋ ምቑራጽን ን”ይኣክል”ን፡ እወ ን”ንቐጽል”። እዋእ፡ ኣመሓዪሽካ ምቕጻል እዩ እምበር። ንሕምቶ’ዶ ሕቶ! […]

Categories
Uncategorized

ምስ መንእሰይ ማዕበል ዝገበርክዎ ጻንሖት

ምስ መንእሰይ ማዕበል ክፍላይ ዝገበርክዎ ጻንሖት። የመስግነካ ማዕበል። ጽቡቕ ስራሕ። ቀጽሎ። ንሰማዕቲ እውን ከመስግን እደሊ። ደጊመ ክብሎ ዝደሊ ኩነታት መንእሰያትና ኣብ እስራኤል ዕቱብ ኣቓልቦ ዘድልዮ እዩ። ኣውያቶም ዝሰምዕ ዝተወሃሀደ ግብረ-ዕማም የድሊኣሎ። ካልእ ግን፡ ካብ ርጡብ ዘይኮነ ወረን ምውንጃልን ወጺእና፡ ንመሰረታዊ ፍታሕ ክንሰርሕ ኣለና። እዚ ጉዳይ እዚ፡ ንምሉእ ማሕበረሰብ ዘገድስ ጉዳይ እኳ እንተኾነ፡ ኣካላት ወኪላት መንግስቲ […]

Categories
Uncategorized

ውጽኢት ነቃጽ ፖለቲካ ተቃውሞ

ኣብዘን ዝሓለፋ 40 ዓመታት፡ እቲ ንነብሱ ብ”ደምበ ተቓውሞ” ኢሉ ዝሰሚ ወገን፡ ኣሉታ ዘብቁል ሓንጎል ጥራይ እዩ ሃኒጹ። ኣወንታ ዘይቦቕሎ ባይታ ናይ ኣተሓሳስባ እዩ መድሚዱ። ፍረ ጻዕሩ ድማ እነሆ ኣሉታውን ኣዕናውን ኣተሓሳስባታት ናይ ጉጅለኣውነት፡ ኣውራጃውነት፡ ቀቢላውነትን፡ ከምኡ እውን ሃይማኖታውን ጎሳውን ዝንባለታትን ተበጉሶታትን ዝጥጥዓሉ ጠገለ ኣልቦ ግዛዕ ኮይኑ ኣሎ። ኣክንዲ ብባዕሉ ዝጨበጦም ዓወታት ዝስውድን ዝስጉምን፡ ኣሉታታት ብምኹማር […]

Categories
Uncategorized

ሓጸርቲ መልስታት ንነበብትን ተዓዘብትን

ንሎሚ፡ ክልተ ነገራት ከልዕል እየ። ብስሩዕ ኣብ ሰሙን ወይ ክልተ ሰሙን ኣገደስቲ ዝብለን ጉዳያት ኣልዒለ ርኢቶ ክህብ እየ። ርኢቶታትኩም መርሓባ። ብሓባር ክንስጉም ኢና። Please subscribe!! Questions, answers YOUTUBE.COM ናይ ሎሚ ሕቶታት፡ ስለምንታይ ንኪዳነ ሓጎስ ፍግም ዘየበልካዮ? ካን ምስ ህግድፍ ዲኻ ተጠቕሊልካ? Questions, answers

Categories
Uncategorized

ናይ ሎሚ ጠብላሕታ!!

መስጊድን ቤተ-ክርስትያንን ርሓቐለይ-ቅረበለይ ከይተበሃሃሉን ከይተራጒሑን፡ ንመዋእላት ጉጅም ክብሉላ ዝነበሩ፡ ዓደይ ዓዲ ስኒት!!! ኣብታ ንቀዳሞት ሰዓብቲ ምስልምና ዑቕባ ከም ዝሃበት ዝንገረላ ኣኽሱም፡ መስጊድ ከይስራሕ ከምዝተኣገደ ኸ ትፈልጡ’ዶ? ኣየ ደሞክራስያ ወያነ! ናይ ወያነስ ከም ሻሙ ምኾነ። ናይቶም ኤርትራውያን ወየንቲ ጉድ’ኮ ገዲዱና። ነዚ ህዝቢ ጥራይ ሰላም ሃብዎ። ንመን ከምዝሽይምን ንመን ከምዘሸይንን ባዕሉ ኣለዎ። —- ቸላ ዋእ፡ ንሰጉም ጥራይ። […]