ኣስመራ ፍሽኽ ክትብል ጀሚራ! ኮኸባ ክደምቕ፡ ኮኸብ ጸላእታ ክሃስስ!! ምልክታት መቐይሮ እዩ። መቐይሮ ናብ ሰናይ ዘመን። ዘመንኪ ክምለስ እዕዘብ ኣለኹ ዓባይ ኤርትራ። ክብሪ ነቶም ንህላወኽን ንድሕነትክን ከቢድ ዋጋ ዝኸፈሉን ዝኸፍሉ ዘለዉን ደቅኺ። ኣየወ፡ ንጸላኢ እውን ዘቕንኡ ደቂ 9 ብሄራት፡ ደቂ ሓንቲ ኤርትራ።
ኣይፋል ንተስፋ ምቑራጽን ን”ይኣክል”ን፡ እወ ን”ንቐጽል”። እዋእ፡ ኣመሓዪሽካ ምቕጻል እዩ እምበር። ንሕምቶ’ዶ ሕቶ!
ሰሓብ ጥራይ፡ ኣርክብ፡ እቶ፡ ተፈደል፡ ሃገር ሃገርካ እዩ…ንዓኻ/ ኺ ዝኸውን ባይታ ኣሎ። ኣርሕብ!
ገንድሊ ኤርትርያ…ሰጉም!!
Photo credit፡ Hizbawi Menghisteab.

