ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ካብ ተሸላሚ ኖበል ናብ ዋና ኖበል ዝኾነ ሃገርን ህዝብን ብመጀመርታ ግን፡ ቅሩብ መዛረቢ ዛዕባ ረኺቦም ጀማዓትና። እምበር ዓመተ 2019 መቃደውቶም ከይኮነት ሓሊፋ። ካን መዛረቢ ጓል ነገር ተሳኢና ኣብ ምንብድባድ ምግጫብ እንቋቁሖ እዮም ዓሲሎም ቀዊዖም። ሕጂ “መደመር”ን “ሃገር ተሸጠት”ን ንቕሩብ እዋን እንደገና ህይወት ክዘርኣ እየን ማለት እዩ። ድሕርኡ ኸኣ መዛረቢ’ዶ ክስእኑ? እዚ ፈጣሪ’ኮ […]
Author: MS
Why do these African leaders need an European patron? Couldn’t they just get together and get the job done? If only they could ask Eritrea! I believe Eritrea was the first Sub Saharan Africa country that faced the scourge of extremism, in the late 1990s of the last century. It beat terrorists in a short […]
ወይ ዝበሉኻ ግበረሎም ወይ ድማ ዓዶም ግደፈሎም
ወይ ዝበሉኻ ግበረሎም ወይ ድማ ዓዶም ግደፈሎም እዩ እቲ ነገር። 1.ህዝብን ስርዓታት ሱዳን ምፍላይ ከድልየና እዩ 2. እቲ ኣብ ውሽጢ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ዜጋታትና ዝፍጸም ጥሕሰታት ናብቲ ግቡእ በዓል መዚ ማለት ናብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ኤርትራን እቲ ኣብ ሱዳን ዘሎ ኤምባሲናን እንተወጃህናዮን ንሶም ክሕዝዎ እንተገደፍናዮን ይሓይሽ። ስርዓታት ሱዳን፡ ውሳነታቶምን ባህሮምን ግልብጥብጥ ዝብል ንክትርደኦም ዘጸግሙ (moody) ኮይኖም […]
ሽልማት ኖበል ተሰሪቕና ኢና፡ ግን የቐንየልና ዶ/ር ዓቢ ኣሕመድ ምቅሊትና ስለዝመለስካልና ሓደ ምቕሉል መራሒ ኢትዮጵያ ንመጀመርታ ግዜ ንርኢ ኣለና። ዝምንዝዕ ዘይኮነስ ዝካፈልን ዝማቐልን መራሒ፡ ንበይኑ ዘይበልዕ። ዘራፍ…ዘራፍ ዝብልን ነጋሪት ኲናት ዝወቅዕን ዘይኮነስ ቅኒት ሰላም ዝዝምር መራሒ ኢትዮጵያ ንመጀመርታ ግዜ ንርኢ ኣለና። ዝወርርን ዝጎብጥን ዘይኮነስ “ እቶ፡ ተፈደል፡ ኣርሕብ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንኹልና እኹል እዩ” ዝብልን ንልኡላውነትና […]
ርሑስ በዓል ልደት!
ርሑስ በዓል ልደት! “ሎሚ እውን ከም ትማሊ” ብሓባር ናብ ዝሓሸ መጻኢ ኢሎም ክቡር ዎ ብጹእ ኣቡነ ጴጥሮስ። መንፈስን መልእኽትን በዓል ልደት ንክርስትያን ጥራይ ዝምልከት ኣይኮነን። ኩለን ሃይማኖታት ንማሕበራዊ ስኒትን ሰላምን ይጽውዓ። ሓገዝን ምኽንኻንን ዘድልዮም ክፋላት ሕ/ሰብ ኣብ ምእላዮም እቲ ሕ/ሰብ ቅዱስ ግብኡ ክገብር የጎሳጉሳ። ንብሩህ መጻኢ ይእምታን ናብኡ ንምጉዓዝ ዘድሊ ምኽሪ ይሰብካን። ከምኡ እውን ብሉጽ […]
I don’t get it!
Can someone tell me why this dude called Tamrat Negera Feyisa, a dude full of himself, be considered such a threat to consume our conversation? I just don’t get it. Concerning his outrageous assertions about Eritrea, I have already commented on it. And that should be it. From time to time, we will come across […]
ኣንታ ሰብ የለን’ንድዩ?
ኣብ እስራኤል ኤምባሲ ከምዘለናስ ፈሊጠ ኣለኹ። ኣምባሳደር ከ ኣለና ድዩ? እንተልዩ፡ ብዛዕባ እዚ እንርእዮ ኣብ መንጎ ኤርትራያን ዝግበር ዘሎ ኣረሜናዊ ምትህርራም እንታይ ክብለና ይኽእል? ፖሊስ እስራኤል ንድሕነት ኤርትራውያን ኣብ መሬቱ መታን ከረጋግጽን ንገበነኛታት ከዕግስን እቲ ኤምባሲና እንታይ ዓይነት ዲፕሎማስያዊ ተጽዕኖ ይገብር ኣሎ? ኣብ ውሽጢ እቲ ኤርትራዊ ማሕበረሰብ ከ ተርኡ እንታይ እዩ? Do we have an […]
ሕልሚ ቀትሪ እዩ ዝበሃል
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ብዙሕ መልእኽታት ይመጸኒ ኣሎ፡ እምበር ኣብ ስራሕ ተጸሚደ ኣለኹ። ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ ኣስፊሕና ክንመያየጠሉ ንኽእል ኢና…ብዝኾነ፡- ሰባት በብዓይነቱ ሕልምታት የሰላስሉ እዮም። ገለ ሕልምታት ምስ ክውንነትን ምስ መዓልታዊ ናብራን ናይ ቀረባ ምትእስሳር ኣለዎም። ገለ ገለ ሕልምታት ግን ከምዘን ጸጸኒሐን ካብ ወጻኢ ህዋ ዝበጽሓና ኮመት (comets) ዝበሃላ ኮብለልቲ ዓለማት ኮይኖም ንገለ ሰባት በቃ ሓደጋ […]
መኻልፍ እናኣለና ክንምርሽ ኢና
ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሓጺር ቃል እንተ ሂቡ፡ very serious ኣሎ ማለት እዩ። I mean, very serious. ዝዕመም ዓቢ ጉዳይ ኣሎ ማለት ኣዩ። and he is very serious about it. ንስራሕን ንተበገስን ምዃኑ መቸም ንፈልጦ እንዲና። ወላ እቲ ኣብ ሆተል ኣኽሱም ብዊስኪ ተረማሚሱ ዘሎ ሓንጎል’ዶ ክስሕቶ ኮይኑ? ኣብቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝተገብረሉ ዕድመ ኣብ ኢትዮጵያ […]
ዝብለኩምሲ፡-
ኣነ ናይ ኢትዮጵያ ኩነታት ብመንጽር ሃገራዊ ረብሓ ኤርትራ ጥራይ እየ ዝርእዮ። ሰላም ጥራይ ይሃቡና እምበር፡ እንተደለዩ ይሕበሩ፡ እንተደለዩ ፋሕ ይበሉ። ብቀረባ ክግምገም ከሎ፡ ካብቲ ናይ ኢትዮ-ኤርትራ ስምምዕ ሰላም ኤርትራ እያ ዝያዳ ከሲባ ወጺኣ ዘላ። ከመይ ዝብል ለባም፡- 1. ቀዳማይ መክሰብ ኤርትራ፡ ተኽእሎ ንጡፍ ኲናት ናብ ዝተሓተ ደረጃ ምውራዱ እዩ። ግን ንሰላም እንዳ ሰራሕና ንተኽእሎታት […]
