ብቐደሙ፡ ብጻይ ዕጉስ ኢልዎ ‘ኳ እዩ!! ብማሕሙድ ሳልሕ ብቀዳምነት ከነጽሮ ዝደሊ፡ ህግድፍ ኢለ ኣብ ዝጽሕፈሉ፡ ነቶም ንሓርነት ኤርትራ ዝበለዩን ሎሚ ብዘይድሌቶም ከም መባዝሒ ኣብ ደፋትር ህግድፍ ዘለዉ ኣይምልከትን እዩ። ንዓዶም ካብ ዝግበኣ ንላዕሊ ኣበርኪቶም እዮም። ብተቃወምቲ ‘ውን ክዝለፉ የብሎምን። ነብሶምን ሓዳሮምን ዝመነዩ ብናይ ሎሚ ቛንቛ ክግለጹ ዘይከኣሉ ‘ዮም። ናታቶም ግዜን ወለዶን ክድገምን ክደጋገምን ዕድል ነይሩ […]
Category: Uncategorized
ሃለው ባሕሪ (2ይ ክፋል)
ሃለው ባሕሪ (2ይ ክፋል) (ኣብ ሓቀኛ ተዘክሮታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ልበወለዳዊት) ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ዝሓለፈ 1ይ ክፋል ባሕሪ በዚ ዝስዕብ ሕጥበ ጽሑፍ ዛዚሙ ነይሩ። “ድሕሪ ናይ ሳዓትን ፈረቓን ጉዕዞ፡ ባሕሪ ኣብ ዝባን እሮታ ኣብ መኣዘዚ ቦትኡ በጺሑ። ባሕሪ ኣብ እሮታ ኣሎ፡ ጽባሕ ነገር ኣሎ ። ‘ባሕሪ’ መጸውዒ ኮድ ጅግና ኢሰያስ ተወልደ(ወዲ ፍላንሳ) እዩ ነይሩ። ነዚ ኣብ ቅድምኡ […]
ድሕሪ ባሕሪ – ሕቶታትን መልሶምን
ሃብቶም ጸጋይን ማሕሙድ ሳልሕን “ሃለው ባሕሪ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ተ/ ሃብቶም ጸጋይ ኣብተን ምስ ስዉእ ኢሰያስ ተወልደብርሃን (ወዲ-ፍላንሳ) ዝጸንሓለን ሕደት ኣዋርሕ ዘይሕከኽ ኣሰር ዝገደፈሉ ጦብላሕታታት ከዘንቱ ፈቲኑ። ዕላማና ውሱን ነይሩ። ዝኽሪ ጥራይ። ታሪኽ ሂወቱ ክንጽሕፍ ወይ ክንምርምርን ክንመራመርን ኣይኮናን ዝተበገስና። ምኽንያት ይኹን ሞይኡ የብልናን። ስለምንታይ ሎሚ? እቲ ፍጻሜ ድሮ ሰላሳ ዓመት ብምግባሩን ሕልፍሕልፍ ኢሉ […]
ሃለው ባሕሪ (3ይን መወዳእታን)
ሃለው ባሕሪ (3ይን መወዳእታን) ኣብ ሓቀኛ ዝኽርታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ዛንታ ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ሃለው ባሕሪ(2ይ ክፋል) በዚ ዝስዕብ ሕጥበ ጽሑፍ ወዲኡ ነይሩ። “ድሕሪ’ቲ ናይ ሓለፍቲ መብርሂታት ናይ ብምልኡ ብርጌድ ኣኼባ ተኻየደ። ሓጻር መግለጺ እዩ ሂቡ። “ ብጾት ሕጂ’ውን ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና። ነዚ ኣብ ቅድምና ዘሎ ጸላኢ ጸራሪግና ከረን ከንእትዎ ኢና” ኢሉ እቲ ሓፈሻዊ ንምውህሃድን […]
ሃለው ባሕሪ
ሃለው ባሕሪ (ኣብ ሓቀኛ ተዘክሮታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ልብወለዳዊት) (1ይ ክፋል) ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ካብ ናቕፋ ዝተበገሰት ቶዮታ ፒክ-ኣፕ ክትቅብቅበና ሓዲራ ኣብ ምውግሑ ጃኒ ኣተና። ኣድካሚ ‘ኳ እንተነበረ ካብ ካልእ ጉዕዞታት ብዙሕ ዝፈልዮ ኣይነበረን። ብጻብራ ገይርና ንጎላጉል ኣዶብሓ ንየማን ገዲፍና፡ ሩባ ሓስታ ሰንጢቕና ሩባ ዓንሰባ በጻሕና። ካብ ዝሰጋእናዮ ኣይደሓንናን። ሩባ ዓንሳባ ሓውሲ መሊኡስ እተን […]
ብዛዕባ “ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን”
ብዛዕባ “ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን” ማሕሙድ ሳልሕ “ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን” ዝብል ተኸታታሊ ጽሑፍ ኣብ መንጎ ኣርኪበሉ። መበል 12 ክፋል በጺሑ ገና ‘ውን ዝቅጽል ‘ዩ ዝመስል። ንብጻይ ታደሰ እፈልጦ እየ። ገዲም ተጋዳላይ ምዃኑ ድሮ ፈሊጥክም ኣለኹ። ፍርቂ ኣካሉ ንሃገሩ ዘወፈየ ምዃኑ ምጥቃስ እውን ሓጋዚ ይኸውን መስለኒ። ተ/ታደሰ ኣብ ህ.ግ. ኣውራጃዊ ፖለቲካ ከምዝነበረ ውልቃዊ ትዕዝብቱ እና ተወከሰ ከካፍለና […]
ንሃገርና ወኪልካ ኣብ መጋብኣያታት ዓለም ቐሪብካ ፖሊሲታት መንግስትኻ ክተብርህን ክትከላኸልን እዕዘብ። ጸጸቡቑ ክተደምቕ፡ ከክፍኡ ድማ ክትሓብእን ክትቐብርን ክትረባረብ እርእየካ ኣለኹ። ሕመቓት መንግስቲ ኤርትራ ናብ ካልኦት ክትስልብጦን፣ መንግስቲ ኤርትራ ከም ብጹእ መለኾታዊ እምበር ከም ጌጋታት ዝፍጽም ወይ ክፍጸመሉ ዝኽእል ምድራዊ ትካል ወይ ኣሃዱ ጌርካ ክተቕርብ ኣይርኣን። እትጥቐመሉ ቋንቋን ኣቐራርባን ግን ይጠልመካ ኣሎ። ሜላ መንግስትኻ ክተሳስንን ክተራጉድን […]
Mieda Concert: This was in 1987, Arareb.
ደምበ ተቓውሞ፡ ብደሆታቱን ዕድላቱን (1ይ ክፋል)
ደምበ ተቓውሞ፡ ብደሆታቱን ዕድላቱን (1ይ ክፋል) ብማሕሙድ ሳልሕ ብቀዳምነት፡ ብምኽንያት ኢዮበላዊ በዓል ናጽነት ኤርትራ ንኹሉ ኤርትራውን ፈትው ኤርትራን ዮሃና ክብል እደሊ። ኤርትራውያን፡ እንኮላይ ዝበዝሑ ተቓወምቲ ህግድፍ፡ ኣብ ኤርትራን ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለምን ዝገብርዎ ዘለዉ ዉዕዉዕ ኣበዓዕላ መልእኽቲ ኣለዎ። ደጋጊሙ፡ ኤርትራውያን ልዕሊ ፖለቲካኛታቶም ዝበሰሉ ምዃኖም ዝሕብር ምልክት እዩ። ፖለቲካኛታት ኤርትራ ቅሩብ ልቢ እንተዘዕብዩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብድሕነት […]
The State Of Eritrean Opposition
Mahmud Saleh replies to Abdulrazig I know I will disappoint some friends, but they know what I will mean; and it’s consistent with what I have been saying. Firstly, I want to tell you that you came very close to my views. I have been saying similar opinions in the past two years. 1. While […]
