Categories
Our Stories

ትምዕዶ፡ ትመክሮ

ትመክሮ—ትመክሮ—እንተዘይሰሚዑ ድማ ተሽከርክሮ*1እቲ ቀደም ግዜ ንብለኩም፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ሓደ ዑስማን ጠራር ዝበሃል ከም ኣቦ*2 ተሸይሙ ብቅንዕና የገልግል ነበረ። ዑስማን ጠራር ወዲ ወቒሮ ኮይኑ ኣብ ባጽዕ እዩ ዓብዩ። ቀይሕ፡ ቀጢን፡ በዓል ማእከላይ ቁመትን ልስሉስ ጸጒርን ኮይኑ፡ ትግርኝኡ ጸያፍ ግን ጥዑም ነበረ። ኣዝዩ ለዋህን ተጻዋታይን እውን ነይሩ። መዓት ሕካያታት ናይ ባጽዕን ናይ ገድልን ነይርዎ። ድሕሪ […]

Categories
Our Stories

ቅሰኑ ሰማእታትና

“ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ኲናት እዩ” ዝብል ፈቀድኡ ክልጠፍን መግለጺታት ክግበረሉን እርኢ ኣለኹ።ኣቱም ሰባት፡ ኤርትራ ኲናት ኣይኣወጀትን። ኣብዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካይድድ ዘሎ ረጽሚ እውን ቀጥታዊት ተዋሳኢት ኣይኮነትን። እኳ ደኣ ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት ግዳይ ናይ’ዚ ኲናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ስሒቡ ዘሎ ጃንዳ ኮይና ጸኒሓ። ስለ’ዚ፡ “ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ወያነን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ንቃወም” ደኣ […]

Categories
Our Stories

ብዛዕባ ቤት ትምህርቲ ሰውራ-3ይ ክፋል

ማሕሙድ ሳልሕ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ክፋላት፡ ብዛዕባ ኣመሰራርታ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝምልከት፡ ዝኽረይ ክድህስሶ ፈቲነ። ነባባይ ንኣመሰራርታ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኣብ ግዚኡን ቦትኡን ኣእትዩ መታን ክርእዮ፡ ምስ ውልቀ-ታሪኸይ ኣተኣሳሲረ ይሕግዝ ዝበልክዎ ስእሊ ከቐምጥ ፈቲነ። ኣብዚ ሳልሳይ ክፋል ኣብቲ ቀንዲ ነገር ድቕድቕ ክብል እየ። እታ ከም ኣካታዒት ኮይና ቀሪባ ዘላ ነጥቢ፡ “ ህዝባዊ ግንባር ብዛዕባ ቤት […]

Categories
Our Stories

ብዛዕባ ቤት ትምህርቲ ሰውራ፡ ካልኣይ ክፋል

ሳልሳይ ሓይሊ ፊተውራሪ ወተሃደራዊ ታዕሊም ወዲኣ ኮለላ ክትገብር ቀንያ። ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሳልሳይ ኮርስ ፊተውራሪ ስለዝነበርና ኢና ሳልሳይ ሓይሊ ንበሃል ነይርና እምበር ብመሰረቱ ብኣርባዕተ ጋንታታት ዝቖመት ሓንቲ ሓይሊ ኢና ነይርና። ብኣልጌን ኣቢልና እማህሚመት (ማይህመት) ኣቲና ነቶም ኣብኡ ዝዕለሙ ዝነበሩ መዛሙርን ተዋስኦታትን ኣርኢና። ኮርስና ብዙሓት ከዋኽብቲ ወሊዳ እያ። ስነጥበበኛ ስዉእ ዑቕባጋብር ገ/ትንሳኤ፡ ሙሉጌታ በይን (ወዲ ዛግር)፡ […]

Categories
Our Stories

ብዛዕባ ቤት ትምህርቲ ሰውራቀዳማይ ክፋል

ኣብዘን ዝሓለፋ ሳምንታት፡ ተመሃሮ ቤት-ትምህርቲ ሰውራ ነበር፡ ብዛዕባ ዕላማታትን ጉዕዞን ቤት ትምህርቲ ሰውራ፡ ተመክሮኦምን ጠብላሕተኦምን ገምጋሞምን ከቕርቡ ጸኒሖም። ከም ዝመስለኒ፡ ነዚ ዘተታት ዘተባበዓትን ዘበጋገሰት ኣጋጣሚት፡ እታ ጊደዎን መሓሪን ዮሴፍ ፍስሃየን ኣብ ቲቪ ኣሰና ዝገበርዋ ቃለ-መሕትት እያ። ርኢቶታተይን ነቐፈታይን ንኽልቲኦም ብውልቂ ሂበ እየ። እቲ ዘተ ክቕጽል እውን ኣተባቢዐዮም። ምኽንያቱ፡ ተመክሮና ባዕልና እንተዘየካፈልናዮ ካልኦት ሰባት ባህ ከም […]

Categories
Our Stories

Cultural Week of 1987, EPLF, Arareb.

Categories
Our Stories

ዶኩመንትስ

http://www.woyengazeta.org/index.php/en/politics/28-tegadlo/711-2015-07-24-13-12-12 ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ድሕሪ ሳልሳይ ጉባኤ ኢህወደግ ዝቐፀሉ መጥቃዕትታት ኣንፃር ደርግ ተኸታተልቲ እዮም ነይሮም። ሰፊሕ ተሳትፎ ህዝቢ ተጠናኺሩ ዝቐፀለሎምን ጀግንነት ተጋደልቲ ኢህወደግ ደሚቑ ዝተርኣየሎምን መጥቃዕትታት፡- ወፍርታት ቴድሮስ ክሳብ ቢሉስማ ወልቂጡማ ወፍሪ ቴድሮስ ኣብ ሚያዝያ 1983 ዓም ዝተኻየደ ኮይኑ ካብ ደብረታቦር ተበጊሱ 603 ኮር ደርግ ብምድምሳስ ጎጃምን ጎንደርን ነፃ ንምውፃእ ዝዓለመ እዩ። እቲ ኮር […]