መጻወትቲ ጸላእቲ ኤርትራን ቃልሳን ኣይትኹኑ።ፖለቲካዊ ርእይቶኹም ክተመሓላልፉ መሰልኩም እዩ። ይኹን እምበር፡ በቲ ኣብ ልዕሊ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ዘለኩም ጽልኢ ኣማኻኒኹም ነቲ ክንደይ ጀጋኑ ዝዓሰልዎን ዝወደቑሉን ቃልስናን ጉዳይናን ክትበጣጥሱ ሱቕ ክንብል ሕልናና ኣየፍቅደልናን እዩ። 1. ተጋዳላይ፡ በዓል ዕላማ እዩ ነይሩ። ተታሊሉ ዘይኮነስ ዕላማ እዩ ኣጋዲልዎ። 2. ደቀንስትዮ ተጋደልትና ንጀነራላት ደርግ ዝማረኻን ኣብ ልዕሊ ታንክታት ዝደበላን ጀጋኑ እየን […]
Author: MS
ባህርያት መራሕቲ ኤርትራን ወያነን እንክነጻጸር
ባህርያት መራሕቲ ኤርትራን ወያነን እንክነጻጸር ክተወዳድር ወይ ክተነጻጽር ምፍታን ንገዛእ ርእሱ ጸገም እንድዩ፡ ግን ንመካትዒ እስኪ ንፈትኖ። ጀማዓትናን ኣፈኛታቶም ብዛዕባ መራሕቲ ትግራይ ብዙሕ ጽቡቕን ዘብረቕርቕ ነገራት እዮም ዝብሉ። መራሕቲ ትግራይ ንኢትዮጵያ ከም ዘልምዑ፡ ደሞክራሲ ከምዘምጽኡ—ወዘተ ክሰብኩ ይጸንሑ። ዝበዝሕ ግዚኦም ኣብ ምጽብባቕ መራሕቲ ወያነ እዮም ዘሕልፍዎ። ኤርትራውያን ኣንጻር መንግስቶም ዓመጽ ክፍጽሙ እሞ ጀማዓትና ኣብታ ናይ ዕግርግር […]
ንሰማማዕ፡ ንጸዋወር
ንሰማማዕ፡ ንጸዋወር መእተዊ፥ [እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ሓጺር ግዜን ኣብ መንጎ ስራሕን ዝሕንጥጦ ዘለኹ እዩ። ንዝኾነ ወገን ዝወቅዕ ኮይኑ ክረአ የብሉን። ዝተፈላለየ ክሊፓት ክመጹኒ ቀንዮም። ከተሓሳስበኒ ጀሚሩ። ሓሳባተይ ድማ ምስ ኣሕዋተይን ኣሓተይን ደቐይን ከካፍል ስለዝደለኹ እዝርገሖ ኣለኹ። ኣብ ዝቅጽል፡ ብተራ ኣርእስታት ዝያዳ ክዓሙቑ ይኽእል። ኩሉ ግዜ ካብ ርኢቶታትኩም እናተማሃርኩ ዝመሓየሽ ሰብ እየ። የቐንየለይ።] ንወዲ ጣባ […]
ምን ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንትነጄ
ኢከጅል፡ ክጀሎ እግሉ
ክቡራት ደቂ ኤርትራ ብተደጋጋሚ ብሓዊ ተፈቲንና ሓሊፍና ኢና። ሕጂ እውን፡ ካልእ ፈተነ ሓዊ፡ ማለት ምምካት ኮሮና ቫይረስ ብዘሕብን መልክዑ ንሰግሮ ኣለና። ኤርትራውነት ኩሉ ግዜ ምስ ሰዓረ እዩ። ኤርትራውነት ድማ ሓድነትን ምክብባርን ብሰላም ብሓባር ምንባርን ብሓባር ንሓባራዊ ዕላማታት ምውፋርን ምዝማትን እዩ። ኣባል ናይታ ኤርትራ ትበሃል ስድራ ምዃንካ ምርዳእ እዩ። ኣብ ውሽጢ ስድራ ዝረአ ፍልልያት ድማ ኣብ […]
ኢከጅል፡ ክጀሎ እግሉ
ክቡራት ደቂ ኤርትራ ብተደጋጋሚ ብሓዊ ተፈቲንና ሓሊፍና ኢና። ሕጂ እውን፡ ካልእ ፈተነ ሓዊ፡ ማለት ምምካት ኮሮና ቫይረስ ብዘሕብን መልክዑ ንሰግሮ ኣለና። ኤርትራውነት ኩሉ ግዜ ምስ ሰዓረ እዩ። ኤርትራውነት ድማ ሓድነትን ምክብባርን ብሰላም ብሓባር ምንባርን ብሓባር ንሓባራዊ ዕላማታት ምውፋርን ምዝማትን እዩ። ኣባል ናይታ ኤርትራ ትበሃል ስድራ ምዃንካ ምርዳእ እዩ። ኣብ ውሽጢ ስድራ ዝረአ ፍልልያት ድማ ኣብ […]
ኣንብብ፡ ሕሰብ፡ ተመራመር—
ገለ ገለ ጠቕስታት ንክትሓስብን ክትመራመርን የተባብዑ… “A great challenge of life: Knowing enough to think you’re doing it right, but not enough to know you’re doing it wrong.” Neil deGrasee Tyson፣ astrophysicist, public educator, author. “ዝዓበየ ግድል ናይ ህይወት፡ ንሓደ ነገር ብቅኑዕ መገዲ ተካይዶን ብግቡእ ትርደኦን ከም ዘለኻ ዘስምዕ እኹል ስምዒት ወይ እምነት ምሕዳር። እንተኾነ […]
ናይ ተፋረድ ግዜ
መን እዩ ዘቅድም ንሰብኣውነት መን እዩ ንህዝቡ ዝማወት መን እዩ ኸ ፖለቲካ ዝጻወት ……….. ሸብዳዕዳዕ ዝንየት ናይ ተፋረድ ግዜ… ግዜ ፈራዲ ንስኻ ተፈራዲ እቲ ሚዛን ስርሑ ይገብር ኣሎ… ገለ ከቢሩ፡ ሚዛን ፈሪድዎ ገለ ድማ ፈዂሱ፡ ክንቲት ረዚንዎ እቲ ሚዛን ስርሑ ይገብር ኣሎ ተገሪሙ ድማ ይዕዘብ ኣሎ ጽባሕ ብዙሕ ኣለዎ ዝሓተካ ኣብ ግዜ ጸገም እንታይ […]
ተዘወር ታሪኽየ ተዘወርየ—
ኣብ መወዳእታ ሰማንያታትን መጀመርታ ትስዓታትን ናይ ዝሓለፈ ክፍለ ዘመን፡ እቲ ንኣስታት 50 ዓመታት ንኣተሓሳስባ ሰናዕቲ ፖሊሲ (policy-makers) ሻቒሉ ዝነበረ ዝሑል ኲናት ብከምቲ ዝነበሮ መልክዕ ከም ዘይቅጽልን ሓይሉ ኣብ ምጽንቃቕ ምንባሩን ብዙሓት ተመራመርቲ (thinkers) ብእዋኑ ተዓዚቦሞ ነይሮም። ብፍላይ ሕብረት ሶቬት ፈጋዕጋዕ ምስ በለትን መንደቕ በርሊን ምስ ፈረሰን፡ “ደጊም ሊበራላዊ ደምበን ኣተሓሳስብኡን ስዒሮም” ናብ ዝብል መደምደምታ ቅድድም […]
A virus that knows no boundaries
COVID-19 has tested the capacities and capabilities of the wealthiest nations on earth. If it keeps its speed, soon many less prepared countries will find it difficult to manage its devastating impact. Eritrea, one of the nations with meager resources, has mobilized its population to fight back Corona Virus long before it finds a foothold. […]
