ደምበ ተቓውሞ፡ ብደሆታቱን ዕድላቱን (1ይ ክፋል) ብማሕሙድ ሳልሕ ብቀዳምነት፡ ብምኽንያት ኢዮበላዊ በዓል ናጽነት ኤርትራ ንኹሉ ኤርትራውን ፈትው ኤርትራን ዮሃና ክብል እደሊ። ኤርትራውያን፡ እንኮላይ ዝበዝሑ ተቓወምቲ ህግድፍ፡ ኣብ ኤርትራን ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለምን ዝገብርዎ ዘለዉ ዉዕዉዕ ኣበዓዕላ መልእኽቲ ኣለዎ። ደጋጊሙ፡ ኤርትራውያን ልዕሊ ፖለቲካኛታቶም ዝበሰሉ ምዃኖም ዝሕብር ምልክት እዩ። ፖለቲካኛታት ኤርትራ ቅሩብ ልቢ እንተዘዕብዩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብድሕነት […]
Categories
