Categories
Uncategorized

ላዕለወይቲ በዓል ስልጣን ሕቡራት ሃገራት ተዛሪባ

‘ኤርትራ ካልኦት ዘይገበረኦ ትገብር ኣላ’ ትብል ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ሚስ ኣሚና መሓመድ። ምሉእ ሓገዛት ዝተገብረለንን ንስግኣተንን ርግኣተን ዝዘርግ ብደሆታት ዘይገጠመን ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ከምቲ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ኣዝዩ ኢፍትሓውን ዓፋንን ኩነታት እንከላ ዘሳለጠቶ ዕማማት ሃገራዊ ዕብየት ኣየሳለጣን ትብል ኣላ እታ ላዕለወይቲ በዓል ስልጣን ሕቡራት ሃገራት። ኣብ ኮማዊ ዕብየት ልዕለኣ ክዛረብ ዝኽእል የለን። ብሃውሪ ዘይኮነስ ብጭቡጥን ብኣሃዛትን እያ ትዛረብ። ምጉተይ ድማ ተመሳሳሊ እዩ ጸኒሑ። ከም ሃገርን ህዝብን ነዚ ማሕለኻታት እዚ ምስጋርና ይኹን ኣብ ትሕቲ እቲ ትንፋስ ዘይህብ ኩነታት ናእዳ ዘትርፍ ዕማማት ምፍጻሙ፡ ንዘለና እናኣማሓየሽና ንቅድሚት ምኻድ ጥራይ እቲ እንኮ ምርጫ ምዃኑ ብሩህ እናኾነ ይመጽእ ኣሎ። ኣብ ስደት ትርከቡ ኣባላት ጅግና ዋርሳይ ድማ ዘምሕረልኩም ነቲ ዝተሰዋእኩምሉ ሃገርን ህዝብን ናብ ዝሓሸ ብራኸ ንምድፍኡ ኣወንታዊ ተራ ምጽዋት እምበር ምስቶም ዓበይትናን ባህልናን ዝዳፈሩ ዓዲ-ውዒል ሸንኮለል ምባል ከምዘይኮነን ከምዘየምሕረልኩምን ካባይ ምኽሪ ኣይትደልዩን ኢኹም። ሰብ ታሪኽ ኢኹም፡ ኣብ ዘዘለኹሞ ዓዲ ንፍዑ፡ ምስ ሃገርኩም ድማ ቀጥታዊ ርክባት ግበሩ። እቲ ናይ ሸንኮለል ዓለም ኣየምሕረልኩምን እዩ።
That’s exactly what my argument has been. Time to reclaim our sanity. What we witness of destructive propaganda is not our definitive voice. Wake up our gallant WARSAY members in the diaspora. You do not belong to the dark world of cynicism. You belong to the camp of patriots who are spreading the positive vibration. And, of course, thanks to the UN Deputy Secretary, Ms. Amina Mohammed.

A joint high-level UN-AU delegation, led by Deputy Secretary General Ms. Amina Mohammed, made a two-day work visit to Eritrea. Here is their views on Eritrea

 

ብ30 ጥቅምቲ 2019 ዝተጻሕፈ

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out /  Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out /  Change )

Connecting to %s