Categories
Uncategorized

ኣብ ኲናት ብኻልእ ኣገባብ ኢና ዘለና

ኣብ ኲናት ብኻልእ ኣገባብ ኢና ዘለና። ታሪኽና ከም ነናሹን ንጽይንን ዝግበር ዘሎ ስነ-ኣእምሮኣዊ ኲናት ቃል ቃል ይብል ኣሎ። ናይ መን ኢኻ/ኢኺ? ናይቶም ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ መሳርሒ ታሪኻውያን ጸላእቲ ዝኾኑ ዘለዉ ዲኻ/ኺ ወይስ ኣብ ደምበ ናይቶም ቤቶም ከመሓይሹ፡ ክጽግኑ፡ ከጽርዩ፡ ክዕምሩ / ከልምዑ ፍሕትሕትን ሕፍንፍንን ዝብሉ ዘለዉ ሰብ ተስፋን ሰብ ጽባሕን ኢኻ/ኺ? ታሪኽና ሰራውር ህላወና […]

Categories
Uncategorized

ንእሽቶ ለበዋ ንተጋደልቲ ነበር “ተቃወምቲ”

መጻወትቲ ጸላእቲ ኤርትራን ቃልሳን ኣይትኹኑ።ፖለቲካዊ ርእይቶኹም ክተመሓላልፉ መሰልኩም እዩ። ይኹን እምበር፡ በቲ ኣብ ልዕሊ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ዘለኩም ጽልኢ ኣማኻኒኹም ነቲ ክንደይ ጀጋኑ ዝዓሰልዎን ዝወደቑሉን ቃልስናን ጉዳይናን ክትበጣጥሱ ሱቕ ክንብል ሕልናና ኣየፍቅደልናን እዩ። 1. ተጋዳላይ፡ በዓል ዕላማ እዩ ነይሩ። ተታሊሉ ዘይኮነስ ዕላማ እዩ ኣጋዲልዎ። 2. ደቀንስትዮ ተጋደልትና ንጀነራላት ደርግ ዝማረኻን ኣብ ልዕሊ ታንክታት ዝደበላን ጀጋኑ እየን […]

Categories
Uncategorized

ባህርያት መራሕቲ ኤርትራን ወያነን እንክነጻጸር

ባህርያት መራሕቲ ኤርትራን ወያነን እንክነጻጸር ክተወዳድር ወይ ክተነጻጽር ምፍታን ንገዛእ ርእሱ ጸገም እንድዩ፡ ግን ንመካትዒ እስኪ ንፈትኖ። ጀማዓትናን ኣፈኛታቶም ብዛዕባ መራሕቲ ትግራይ ብዙሕ ጽቡቕን ዘብረቕርቕ ነገራት እዮም ዝብሉ። መራሕቲ ትግራይ ንኢትዮጵያ ከም ዘልምዑ፡ ደሞክራሲ ከምዘምጽኡ—ወዘተ ክሰብኩ ይጸንሑ። ዝበዝሕ ግዚኦም ኣብ ምጽብባቕ መራሕቲ ወያነ እዮም ዘሕልፍዎ። ኤርትራውያን ኣንጻር መንግስቶም ዓመጽ ክፍጽሙ እሞ ጀማዓትና ኣብታ ናይ ዕግርግር […]

Categories
Uncategorized

ንሰማማዕ፡ ንጸዋወር

ንሰማማዕ፡ ንጸዋወር መእተዊ፥ [እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ሓጺር ግዜን ኣብ መንጎ ስራሕን ዝሕንጥጦ ዘለኹ እዩ። ንዝኾነ ወገን ዝወቅዕ ኮይኑ ክረአ የብሉን። ዝተፈላለየ ክሊፓት ክመጹኒ ቀንዮም። ከተሓሳስበኒ ጀሚሩ። ሓሳባተይ ድማ ምስ ኣሕዋተይን ኣሓተይን ደቐይን ከካፍል ስለዝደለኹ እዝርገሖ ኣለኹ። ኣብ ዝቅጽል፡ ብተራ ኣርእስታት ዝያዳ ክዓሙቑ ይኽእል። ኩሉ ግዜ ካብ ርኢቶታትኩም እናተማሃርኩ ዝመሓየሽ ሰብ እየ። የቐንየለይ።] ንወዲ ጣባ […]

Categories
Uncategorized

ምን ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንትነጄ

Categories
Uncategorized

ኢከጅል፡ ክጀሎ እግሉ

ክቡራት ደቂ ኤርትራ ብተደጋጋሚ ብሓዊ ተፈቲንና ሓሊፍና ኢና። ሕጂ እውን፡ ካልእ ፈተነ ሓዊ፡ ማለት ምምካት ኮሮና ቫይረስ ብዘሕብን መልክዑ ንሰግሮ ኣለና። ኤርትራውነት ኩሉ ግዜ ምስ ሰዓረ እዩ። ኤርትራውነት ድማ ሓድነትን ምክብባርን ብሰላም ብሓባር ምንባርን ብሓባር ንሓባራዊ ዕላማታት ምውፋርን ምዝማትን እዩ። ኣባል ናይታ ኤርትራ ትበሃል ስድራ ምዃንካ ምርዳእ እዩ። ኣብ ውሽጢ ስድራ ዝረአ ፍልልያት ድማ ኣብ […]

Categories
Uncategorized

ኢከጅል፡ ክጀሎ እግሉ

ክቡራት ደቂ ኤርትራ ብተደጋጋሚ ብሓዊ ተፈቲንና ሓሊፍና ኢና። ሕጂ እውን፡ ካልእ ፈተነ ሓዊ፡ ማለት ምምካት ኮሮና ቫይረስ ብዘሕብን መልክዑ ንሰግሮ ኣለና። ኤርትራውነት ኩሉ ግዜ ምስ ሰዓረ እዩ። ኤርትራውነት ድማ ሓድነትን ምክብባርን ብሰላም ብሓባር ምንባርን ብሓባር ንሓባራዊ ዕላማታት ምውፋርን ምዝማትን እዩ። ኣባል ናይታ ኤርትራ ትበሃል ስድራ ምዃንካ ምርዳእ እዩ። ኣብ ውሽጢ ስድራ ዝረአ ፍልልያት ድማ ኣብ […]

Categories
Uncategorized

ኣንብብ፡ ሕሰብ፡ ተመራመር—

ገለ ገለ ጠቕስታት ንክትሓስብን ክትመራመርን የተባብዑ… “A great challenge of life: Knowing enough to think you’re doing it right, but not enough to know you’re doing it wrong.” Neil deGrasee Tyson፣ astrophysicist, public educator, author. “ዝዓበየ ግድል ናይ ህይወት፡ ንሓደ ነገር ብቅኑዕ መገዲ ተካይዶን ብግቡእ ትርደኦን ከም ዘለኻ ዘስምዕ እኹል ስምዒት ወይ እምነት ምሕዳር። እንተኾነ […]

Categories
Uncategorized

ናይ ተፋረድ ግዜ

  መን እዩ ዘቅድም ንሰብኣውነት መን እዩ ንህዝቡ ዝማወት መን እዩ ኸ ፖለቲካ ዝጻወት ……….. ሸብዳዕዳዕ ዝንየት ናይ ተፋረድ ግዜ… ግዜ ፈራዲ ንስኻ ተፈራዲ እቲ ሚዛን ስርሑ ይገብር ኣሎ… ገለ ከቢሩ፡ ሚዛን ፈሪድዎ ገለ ድማ ፈዂሱ፡ ክንቲት ረዚንዎ እቲ ሚዛን ስርሑ ይገብር ኣሎ ተገሪሙ ድማ ይዕዘብ ኣሎ ጽባሕ ብዙሕ ኣለዎ ዝሓተካ ኣብ ግዜ ጸገም እንታይ […]

Categories
Uncategorized

ተዘወር ታሪኽየ ተዘወርየ—

ኣብ መወዳእታ ሰማንያታትን መጀመርታ ትስዓታትን ናይ ዝሓለፈ ክፍለ ዘመን፡ እቲ ንኣስታት 50 ዓመታት ንኣተሓሳስባ ሰናዕቲ ፖሊሲ (policy-makers) ሻቒሉ ዝነበረ ዝሑል ኲናት ብከምቲ ዝነበሮ መልክዕ ከም ዘይቅጽልን ሓይሉ ኣብ ምጽንቃቕ ምንባሩን ብዙሓት ተመራመርቲ (thinkers) ብእዋኑ ተዓዚቦሞ ነይሮም። ብፍላይ ሕብረት ሶቬት ፈጋዕጋዕ ምስ በለትን መንደቕ በርሊን ምስ ፈረሰን፡ “ደጊም ሊበራላዊ ደምበን ኣተሓሳስብኡን ስዒሮም” ናብ ዝብል መደምደምታ ቅድድም […]