Category: Uncategorized
Dear Keleta Kidane
ዝኸበርካ ኣቶ ቀለታ ኪዳነ
ዝኸበርካ ኣቶ ቀለታ ኪዳነ ማሕሙድ ሳልሕ ብቀዳምነት ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ። ጽሑፋትካን ንጥፈታትካን ብኣኽብሮት’የ ዝከታተሎ። ኣብዚ፡ ጫቝጫቝታን ዕግርግርን ዝመልኦ ግዜ፡ ከምዚ ከማኻ ኣንፈትና ከይንስሕት ዘዘኻኽሩና ዓበይቲ ዓዲ እንተዝበዝሑልና ከመይ ምጸበቐ። ክርዳድን ስርናይን ክንኣሊ ዝመኽሩና ምኩራት፡ እቲ ቁም-ነገር ካብ ቆሎ-ጥጥቆ ክንፈልን ኣብቲ ኣገዳስን መሰረታውን ክነድህብ ዝገንሑና እንተዝስስኑልና ክንደይ ኮን ድንቂ ምኾነ። ኮይኑ ግን፡ ፈጣሪ ልብና ኣዕብዩ ነቶም […]
ዝኸበርካ ኣቶ ቀለታ ኪዳነ
ዝኸበርካ ኣቶ ቀለታ ኪዳነ ማሕሙድ ሳልሕ ብቀዳምነት ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ። ጽሑፋትካን ንጥፈታትካን ብኣኽብሮት’የ ዝከታተሎ። ኣብዚ፡ ጫቝጫቝታን ዕግርግርን ዝመልኦ ግዜ፡ ከምዚ ከማኻ ኣንፈትና ከይንስሕት ዘዘኻኽሩና ዓበይቲ ዓዲ እንተዝበዝሑልና ከመይ ምጸበቐ። ክርዳድን ስርናይን ክንኣሊ ዝመኽሩና ምኩራት፡ እቲ ቁም-ነገር ካብ ቆሎ-ጥጥቆ ክንፈልን ኣብቲ ኣገዳስን መሰረታውን ክነድህብ ዝገንሑና እንተዝስስኑልና ክንደይ ኮን ድንቂ ምኾነ። ኮይኑ ግን፡ ፈጣሪ ልብና ኣዕብዩ ነቶም […]
At least Fire Shabait Editor
A call is being made to at least fire shabait.com editor Mahmud Saleh Today, February 27, 2014, you will find 11 news items on the opening page of shabait.com. Six of the news headlines start with “Call made to…” a matter that must have annoyed Saleh Younis of Awate.com when he joked about the laziness […]
PFDJ HAS FORFEITED TO BE RESPECTED
PFDJ has forfeited its right to be respected: it must surrender power to the rightful owners. A couple weeks ago I wrote an essay entitled, to the unknown soul. It was an attempt to share my shock and grief upon the peril of hundreds of young people. I had the opportunity to enter Asmara on […]
ደምበ ተቓውሞ፡ ዕድላቱን ብደሆታቱን (2ይ ክፋል)
ደምበ ተቓውሞ፡ ዕድላቱን ብደሆታቱን (2ይ ክፋል) ብማሕሙድ ሳልሕ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ደምበ ዝበሃል ቦታ ጥራይ ዘይኮነስ ስነኣእምሮኣውን ማሕበራውን ስምዒታውን መዳያት ዘጠቓለለ ኣምር ምዃኑ ንምብራህ ምስቲ ብባህልን ልማድን ደምበ ዝበሃል ቃል ብምዝማድ ክትንትን ፈቲነ። ደምበ ብወለንታ ኣባላቱን ብጻዕሮምን ይሕይል። ንዕላማን ትጽቢትን ንጡፍ ተሳታፍነትን ኣባላቱን ብዘዕግብ ኣገባብ ዘካትትን ምዙንን ርጡብን መሪሕነት ዘለዎ ደምበታት ንቕድሚት ይሕንበብ። ሓድነት ኣባላቱን […]
A Young Eritrean Explanation
Thank you our heroes
Thank you our heroes Mahmud Saleh Thank you, our defense forces, you are not slaves; thank you our National Service heroes, you are not chattels; you are the proud Eritrean Defense Forces. I am deeply proud of you and appreciative of the services you are providing to our people and the sacrifices you are enduring […]
ገህወት ኣብ-ባፍታ፡
ገህወት ኣብ-ባፍታ፡ ደቂ ሓደ ልቢ!? ማሕሙድ ሳልሕ ክሳብ ሕጂ ካብቲ ልሙድ ቖይቚን ምድፍፋርን ድሒና እያ ዘላ። ኣብ ኩርናዕ ቃራና ክልተ ዓበይቲ ጎደናታት ተሓቝፋ እትርከብ ህድእቲ ካፌ እያ። እንተ ወሓደ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ እትራኸበላ ሓንቲ ጉጅለ ኣላ።። ኣባላታ ብዕድመን ተመክሮን ዝፈላለዩ ክንሶም ዝጥርንፎም ኣርእስትስ ኣይስእኑን ‘ዮም። ፍልልያቶም ከም መጻበቕን መማቐርን መደልደልን ዝምድነኦም ይርእይዎ። ብዙሕነት ፍልልያት ሓይሊ […]
