Categories
Uncategorized

መብጸዓ ግንቦት

ማሕሙድ ሳልሕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕሪ ናይ 30 ዓመታት መሪር ኲናትን ከቢድ መስዋእት ብ1991 ነቲ ዕማም ምሕራር መሬቱ ክዛዝም እንከሎ፡ ዕስራን ሰለስተን ዓመታት ድሕሪ ምጭባጥ ናጽነቱ፡ ደቁ ዓዶም መሪርዎም ናብ ሞት ሃጽ ክብሉ፡ ካብ እንስሳ ሓሲሮም መዛረቢ ዓለም ክኾኑ እዮም ዝብል ትጽቢት ኣይነበሮን። ምእንቲ ክብሩ ኣዝዩ ከቢድ መስዋእቲ ክኸፍል ፍቓደኛ ዝነበረን ኣብ ጽምዋን ጸላምን ንሳላሳ ዓመታት […]

Categories
Uncategorized

Pionners of Ghedli

At times, stories behind archival collections can be as important as the collections themselves. You’ve heard of being in the right place at the right time? This is a story of being in the right place at the right time, for the wrong reasons. In the late 1960s, Jack Kramer, now a retired journalist, donated his papers to […]

Categories
Uncategorized

መቃልሕ ዚምባብወ፡ ዕልዋ መንግስቲ’ዶ ምእራም መንግስቲ? (listen on Radio Assenna.com)

Categories
Uncategorized

Hands Off, Dr. Yussuf: We are capable of Dealing with Our Internal Affair.

Mahmud Saleh The Muslim world is going through tough time. Decades of failed policies of western countries, and the tight grip repressive regimes applied on their people have now resulted in the mushrooming of terrorist franchises. While  NOVEMBER 8, 2017  1:02 pm assenna 64 7 7048Views SHARE The Muslim world is going through tough time. […]

Categories
Uncategorized

ሼኽ ዓብዱልሓይ፡ ኣእዳውካ አክበልና- ውሽጣዊ ሽግራትና ባዕልና አለናዮ

ማሕሙድ ሳልሕ መቅድም፦ ብዙሓት አሕዋትን አሓትን ነታ ብቋንቋ እንግሊዝ ዝጸሓፍክዋ “Hands off, Dr.Yussuf, We are capable of dealing with our internal affair” እትብል ዓንቀጽ ክትርጉማ ተማሕጺኖምኒ፡፡ ንኹሎም ነታ ዓንቀጽ ዝተገደሱላ ናይ ሜድያ ትካላትን ናይ facebook ለጠፋታትን የመስግን። እነሆ ድማ ፈተነይ። xxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxxx **Also on Radio Assenna.com:http:https://goo.gl/33Kj7T አብዚ እዋን’ዚ አስላማዊ ዓለም ብጽንኩርን ፈታንን መድረኽ ይሓፍ አሎ። ንዓስርተታት […]

Categories
Uncategorized

ምዅዓውስ ተዃዕዩ’ዩ፡ግናኸ፡እንደገና ክሕፈስ ዝኽእል እዩ

ምዅዓውስተዃዕዩ’ዩ፡ግናኸ፡እንደገና ክሕፈስ ዝኽእል እዩ ማሕሙድሳልሕ ኣብ መንጎ ናይ ኣሰና ዳት ኮም ኣማንኤል ኢያሱን ኣሕመድ ሸሪፍን ዝግበር ዘሎ ናይ ሚድያ ምግጭጫብ ዘየጕሃዮፈታውውሑድእዩክኸውንዝኽእል።ኣጋጣሚኮይኑንኽልቲኦምኣሕዋትእፈልጦምእየ።ምስኣማንኤል ንኣስታት 40 ዓመት ዝጽጋዕ ፍልጠት ክህልወኒ እንከሎ፡ ንኣሕመድ ሸሪፍ እውን ኣብተን ድሕሪ ናጽነት ዝነበራ ሕደት ዓመታት ተላልየዮን ኣብሓደ ከባቢ ሰሪሕናን ኢና። እማንኤል ከም ዓቢ ሓዉ ዝርእየንን ዘኽብረንን እዩ።ኣነ እውን ከም ንእሽቶ ሓው እየ ዝርእዮን […]

Categories
Uncategorized

ሴፍ፡ ኣብ ከብዲ ናደው

ጥዑምዝጊ ተስፋይ ምድሪ ሳሕል፡ ቀንዲ መግሃር ኲናት ካብ ዝኸውን ኣብ ዓሰርተ ዓመቱ እዩ። እምባታትን ኣጻድፍን፡ ሩባታትን ሰናጭሮን፡ ጐላጉልን ኮጃጅትን፡ ዕርቃኖም ወጺኦም ኣብ ቃውሮ ምድሪ-ቤቶም ንፋስ ከም ቃሕታኡ ይዕንድር። ምድሪ ሳሕል፡ ንዓመታት ሚዛኑ ብዘይልካዕ ሓጻውን ተቐጥቂጡ፡ ተውሳስ ዝኸደኖ ኣካላት ይመስል። ነቲ ዒቕ ዝበሎን ደም ዘይብሉን ኲናት “እንደለኻ!” ከም ዝበሎ ከኣ፡ ብሓጻውን ክሳብ ዝድራዕ ሃዲኡ ይጽበ። ብመሳኹቲ […]

Categories
Uncategorized

ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ብቐሊሉ ዝስበር ጥርሙዝ ኣይኮነን (2ይ ክፋል)

 ቅድሚ ናብቲ ካልኣይ ክፋል ናይ’ዚ ሒዘዮ ዘለኹ “ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ብቐሊሉ ዝስበር ጥርሙዝ ኣይኮነን” ዝብል ኣርእስቲ ምእታወይ ንኩልኹም ኣብተን ወብሳይታት ይኹን ኣብ ዩ-ትዩብ ርኢቶታትኩም ዝሃብኩምንን ብኣካል ይኹን ብተለፎን፡ኢማኤልን ብውልቂ ብኣካል ዝረኸብኩምንን ዘተባብዓኩምንን ብልቢ የመስግነኩም። እቲ ካልኣይ ነጥቢ ድማ፡ ኣብቲ ቀዳማይ ጽሑፍ፡ “ኣነ እውን ኣስላማይ ስለዝኾንኩ ደኣ ኣብዚ ናይ ሓውና ናይ ኣግኣዝያን ሃገር ክኣቱ ኣይክእልን እየ […]

Categories
Uncategorized

Mother Zeynab, the patriot

Categories
Uncategorized

Mother Zenab, the Patriot