(https://www.facebook.com/mahmud.hamed.148/posts/894403397432818?tn=K-R) ኣብዚ ዝሓለፈ ኣስታት ዕስራ ዓመታት፡ ነዚ ኣብ ኢትዮጵያ መጺኡ ዘሎ ትስፉው ለውጥታት ክዉን ንምግባር ኤርትራ ኣዝዩ ከቢድ ዋጋ ከፊላ ክንሳ፡ ብሰንኪ ሕምቐት መንግስቲ ኤርትራ፡ እቲ መድረኽ ወይ ማእከል-ምርኢት (spotlight)፡ ኢትዮጵያ ሰሪቓቶ። ሰላም ብተበግሶ ኢትዮጵያ እምበር፡ ኤርትራ እዚ ክሉ ዓመታት ንሰላም ዋጋ ከም ዝኸፈለትን ሰላም ዝደሊ ወገን ትጽበ ከምዝነበረትን ዝዝክር ሰብ ውሑድ እዩ ክኸውን። ምኽንያቱ […]
Category: Uncategorized
Getting information is a right
Taken from my FB page:https://www.facebook.com/mahmud.hamed.148 The total disregard the Eritrean govern has shown to inform Eritreans about the ongoing peace process with Ethiopia has given an impetus to the conspiracy theorists who have been peddling accusations that Eritrea is sold. Why are Eritreans kept in the dark? Why does the government of Eritrean cheat itself […]
እዋይ እዛ ኢትዮጵያና ክንደይ ትህብትም!?
እዋይ እዛ ኢትዮጵያና ክንደይ ትህብትም!? “እነሀልካ ደጊም፡ ብመጀምርያ ንኤርትራ ገዚኣ፡ መቸም ኢትዮጵያ “ቀይ ባሕር” ከይሓንፈፈት ኣይብረሃላን እንድዩ። ወላ እዚ ክሉ ቡን ኣፍርያን ቆልያን ደግዲጋን ኣፍሊሓን ብሻንከሎ እንተሓንፈፈቶ ኣይብረሃን እዩ። ንወልፋ ዝዕግስን ርእሳ ዘበራብርን ቀይ ባሕር ጥራይ እዩ። ጽንሕ ኢላ ንሶማል ገዚኣታ ወይ ሸሚታታ ድዩ ዝበሃል። ናይ ሶማል ኣግማልን ዓሳን ኣይኣኸላን ግዲ፡ ንጂቡቲ እውን ሰለሰታ (ጂቡቲ […]
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ኤርትራ
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ኤርትራ ቀዳማይ ክፋል ማሕሙድ ሳልሕ (MAHMUD SALEH) [Was Posted on http://www.erigazette.org/?p=11919%5D ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንመሰል ርእሰ-ውሳነ ህዝቢ ኤርትራ እኣምን ነይረ ይብል። ብርግጽ ካብዚ ኣቋም እዚ ዝፍለ ሰሚዕናሉ ኣይንፈልጥን። ይኹን እምበር፡ ህዝባዊ ወያነ ንናጽነት ኤርትራ ምድጋፉ ከም ንረብሓ ትግራይ ዘራጉድ “ስልታዊ” መትከል ድዩ ሒዙዎ ነይሩ ወይስ ንሓቀኛ ናጽነት ኤርትራ ኣሚኑ ዝወሰዶ መትከል እዩ? […]
A Congratulatory Note
MAHMUD SALEH I congratulate Eritreans for passing yet another difficult period of our experience. History has been made because of our steadfastness. We have had differences on supporting or not supporting the government on policy specifics, but the majority of us never confused the difference between the interest of the state of Eritrea and myriads […]
Dawn: Morning has broken
Morning has broken, a joint declaration of peace and friendship between Eritrea and Ethiopia has been signed by the leaders of the two countries ending the state of war that has existed between the two countries for the last two decades. The joint declaration acknowledged the ” close bonds of geography, history, culture, language, and […]
ድሕረ-ቅልውላው- 1ይ ክፋል
ድሕረ-ቅልውላው- 2ይ ክፋል
ስለምንታይ ሎሚ ማሕሙድ ሳልሕ እዚ ዝስዕብ ዓንቀጽ፡ መቐጽልታ ናይቶም ዝሓለፉ ክልተ ኣርእስታት ማለት ቅልውላውን ድሕረ-ቅልውላው 1ይ ኮይኑ፡ ነዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍጥነት ዝጓዓዝ ዘሎ ናይ ሰላም ኩነታት (ሕጂ’ኳ ቅሩብ ሃዲኡ) ብዝተፈላለየ ኩርነዓቱ ዝድህስስ ፈተነ እዩ። ብዙሓት ዜጋታት በቲ ኩነታት ክስከፉን ክሰግኡን እርኢ ስለዘለኹን፡ ነዚ ስግኣታት’ዚ ዝምዝምዙን ዘጋንኑን እውን በቲ ሓደ ወገን ስለዘለዉ፡ ብወገነይ “ብኸምዚ […]
ቅልውላው
ማሕሙድ ሳልሕ (Mahmud Saleh) ኣደታትና ናብ ሕርሲ ክቐርባ እንከለዋ እታ ባህሪ ባዕላ እያ ትነግረን። እቲ ኣብ ማህጸን ዝርከብ ዕሸል እውን መን ከም ዝነግሮ እንድዒ፡ ካብቲ ምዉቕ ሰፈሩ (ማህጸን) ክወጽእ ይዳሎ። ርእሱ ንቕድሚት ናብቲ መውጽእ ባብ የጋድሞ’ሞ ንምውጻእ ኢሉ ነቲ ባብ የንዃሕኲሕ። ቅልጥፍ ኢላ መታን ክተርሕወሉ ነታ ኣደ ጸቕጢ ይገብረላ። እታ ኣደ እውን በቲ ኣብ ሰውነታ […]
Hopeful Times: A day to remember
Mahmud Saleh June 29, 2018 Call it seismic or Tsunami, Ethiopia is engulfed in waves of change. The dominance of TPLF is ending faster than most people expected it. Barriers that TPLF had created to divide Ethiopians are crumbling everywhere, including in the diaspora. The masterwork of its walls, the one dividing Eritrea and Ethiopia, […]
