Categories
Uncategorized

የሃገራችን ፖለቲካዊ ሁኔታና የመፍትሔ ሃሳቦች (ሌ/ጄ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ)

(ሌተናል ጄኔራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ) መግቢያ ከሃያ አምስት ዓመት ኢህአዴግ የደርግን መንግስት በጦርነት አሸንፎ የሀገራችንን ፖለቲካዊ ስልጣን ከተቆጣጠረ በኋላ፤ ቀስ በቀስ እያደጉ የመጡ ፖለቲካዊ ችግሮች በግልፅ ጎልተው መታየት ጀምረዋል፡፡ አሁን ገዥው ፖርቲና ፖርቲው የሚመራው መንግስትም የችግሮቹን መኖር አምኖ ለመፍታት እየተንቀሳቀሰ እንደሆነ መንገር ከጀመረ ሰነባብቷል፡፡ ይህ ሁኔታ ለማንኛውም የሀገሩን ደህንነትና ሰላም፤ ቀጣይነት ያለው ኢኮኖሚያዊ ዕድገትና ማህበራዊ ብልፅግና፤ […]

Categories
Uncategorized

ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ከም ጥርሙዝ ብቐሊሉ ብትን ዝብል ኣይኮነን

ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ከም ጥርሙዝ ብቐሊሉ ብትን ዝብል ኣይኮነን ማሕሙድ ሳልሕ   ኣብዘን ዝሓለፋ ሳምንታት፡ ሓደ ሓደ ብጾትን ኣዕሩኽን ንሓደ ኣብ ዩ-ትዩብ ብሓደ ዜጋ ዝፍኖ ዘሎ ኣዝዩ ኣጸያፊ ቪድዮታት ኣመልኪቶም ክርእዮ ከተባብዑኒ ጸኒሖም። ዝበዝሑ ኣዕሩኽተይ ካብ ብሄረ ትግርኛ ዝውለዱ እዮም (ፈትየ ዝገበርክዎ ኣይኮነን)። እቲ ቪድዮታት ናይዚ ውልቀሰብ ዝረአን ዝብላዕን የብሉን። ብሕጽር ዝበለ፡ እዚ ሓውና ንሓደ […]

Categories
Uncategorized

Mother Zainab The Patriot

https://www.youtube.com/watch?v=xyoKM6BKyeM

Categories
Uncategorized

Dear Keleta Kidane

Categories
Uncategorized

ዝኸበርካ ኣቶ ቀለታ ኪዳነ

ዝኸበርካ ኣቶ ቀለታ ኪዳነ ማሕሙድ ሳልሕ ብቀዳምነት ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ። ጽሑፋትካን ንጥፈታትካን ብኣኽብሮት’የ ዝከታተሎ። ኣብዚ፡ ጫቝጫቝታን ዕግርግርን ዝመልኦ ግዜ፡ ከምዚ ከማኻ ኣንፈትና ከይንስሕት ዘዘኻኽሩና ዓበይቲ ዓዲ እንተዝበዝሑልና ከመይ ምጸበቐ። ክርዳድን ስርናይን ክንኣሊ ዝመኽሩና ምኩራት፡ እቲ ቁም-ነገር ካብ ቆሎ-ጥጥቆ ክንፈልን ኣብቲ ኣገዳስን መሰረታውን ክነድህብ ዝገንሑና እንተዝስስኑልና ክንደይ ኮን ድንቂ ምኾነ። ኮይኑ ግን፡ ፈጣሪ ልብና ኣዕብዩ ነቶም […]

Categories
Uncategorized

ዝኸበርካ ኣቶ ቀለታ ኪዳነ

ዝኸበርካ ኣቶ ቀለታ ኪዳነ ማሕሙድ ሳልሕ ብቀዳምነት ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ። ጽሑፋትካን ንጥፈታትካን ብኣኽብሮት’የ ዝከታተሎ። ኣብዚ፡ ጫቝጫቝታን ዕግርግርን ዝመልኦ ግዜ፡ ከምዚ ከማኻ ኣንፈትና ከይንስሕት ዘዘኻኽሩና ዓበይቲ ዓዲ እንተዝበዝሑልና ከመይ ምጸበቐ። ክርዳድን ስርናይን ክንኣሊ ዝመኽሩና ምኩራት፡ እቲ ቁም-ነገር ካብ ቆሎ-ጥጥቆ ክንፈልን ኣብቲ ኣገዳስን መሰረታውን ክነድህብ ዝገንሑና እንተዝስስኑልና ክንደይ ኮን ድንቂ ምኾነ። ኮይኑ ግን፡ ፈጣሪ ልብና ኣዕብዩ ነቶም […]

Categories
Uncategorized

At least Fire Shabait Editor

A call is being made to at least fire shabait.com editor Mahmud Saleh Today, February 27, 2014, you will find 11 news items on the opening page of shabait.com. Six of the news headlines start with “Call made to…” a matter that must have annoyed Saleh Younis of Awate.com when he joked about the laziness […]

Categories
Uncategorized

PFDJ HAS FORFEITED TO BE RESPECTED

PFDJ has forfeited its right to be respected: it must surrender power to the rightful owners. A couple weeks ago I wrote an essay entitled, to the unknown soul. It was an attempt to share my shock and grief upon the peril of hundreds of young people. I had the opportunity to enter Asmara on […]

Categories
Uncategorized

ደምበ ተቓውሞ፡ ዕድላቱን ብደሆታቱን (2ይ ክፋል)

ደምበ ተቓውሞ፡ ዕድላቱን ብደሆታቱን (2ይ ክፋል) ብማሕሙድ ሳልሕ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ደምበ ዝበሃል ቦታ ጥራይ ዘይኮነስ ስነኣእምሮኣውን ማሕበራውን ስምዒታውን መዳያት ዘጠቓለለ ኣምር ምዃኑ ንምብራህ ምስቲ ብባህልን ልማድን ደምበ ዝበሃል ቃል ብምዝማድ ክትንትን ፈቲነ። ደምበ ብወለንታ ኣባላቱን ብጻዕሮምን ይሕይል። ንዕላማን ትጽቢትን ንጡፍ ተሳታፍነትን ኣባላቱን ብዘዕግብ  ኣገባብ ዘካትትን ምዙንን ርጡብን መሪሕነት ዘለዎ ደምበታት ንቕድሚት ይሕንበብ። ሓድነት ኣባላቱን […]

Categories
Uncategorized

A Young Eritrean Explanation