[ እዚ ኣርእስታት’ዚ ብልክዕ ገምጋም ክበሃል ኣይግበኦን። እቲ ኣርእስቲ ካብ ጀመርክዎ ግን ኣብ ተመኩሮታት 2019 ዝተመርኮሰ ትንተናታት ኢልና እንተ ነበብናዮ ዝሓሸ እዩ። ውድዓዊ ገምጋም ክህብ ዝክእል ነቲ ስራሕ ሒዙ ዘሎን ጭቡጥ ሓበረታን ኣሃዛትን ዘለዎ ወገን እዩ] መእተዊ፦ እዚ ጽሑፍ ቅሩብ ንውሕ ዝበለ እዩ። ትዕግስቲ ገይርኩም ክተንብብዎ እምሕጸን። ውልቀ ዜናታት ወይ ፍጻመታት ኣይኮንኩን ክዝርዝር። እንታይ ደኣ፡ […]
Author: MS
ሓቂ ትቋሰል እምበር ኣይትቃጸልን
ከየንዋሕና ቁርጽ ቁርጽ ክነብሎ። ብዛዕባ ምስታፍ ኣምባሳደር ሰመረ ርእሶም ኣብቲ ኣብ ጎንደር ዝተገብረ በዓል ጥምቀት ብዙሕ ሃልዋሳ ክጸሓፍን ክስማዕን ጸኒሑ። መቸም ገና ብልኡላዊነት ኤርትራ ዘይተኣማመኑ ወገናት ከምዘለዉና ወይ ድማ “ንሕና ዘይገዛእናያ (govern ዘይገበርናያ) ኤርትራ ከቶ ኣይልኡላዊትን” ዝብል ደረቕ ፖለቲካ ኣድሪቕዎም ክኸውን ኣለዎ። ብዝኾነ፡- 1. ኤርትራ ብውሑዱ ካብ 24 ግንቦት 1993 ልኡላዊት ሃገር ምዃና ምዝኽኻር ከድልየና […]
ምስኣይንፈላለ ኤርትራ
Thank you aynfalal Eritrea. Pause -4:26:33 Additional Visual Settings Enter Watch And ScrollClick to enlarge Unmute 10,374 Views ናይ ሎሚ ጋሻና ማሕሙድ ሳልሕ✊🙏📚
ላዕለወይቲ በዓል ስልጣን ሕቡራት ሃገራት ተዛሪባ
‘ኤርትራ ካልኦት ዘይገበረኦ ትገብር ኣላ’ ትብል ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ሚስ ኣሚና መሓመድ። ምሉእ ሓገዛት ዝተገብረለንን ንስግኣተንን ርግኣተን ዝዘርግ ብደሆታት ዘይገጠመን ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ከምቲ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ኣዝዩ ኢፍትሓውን ዓፋንን ኩነታት እንከላ ዘሳለጠቶ ዕማማት ሃገራዊ ዕብየት ኣየሳለጣን ትብል ኣላ እታ ላዕለወይቲ በዓል ስልጣን ሕቡራት ሃገራት። ኣብ ኮማዊ ዕብየት ልዕለኣ ክዛረብ ዝኽእል የለን። ብሃውሪ ዘይኮነስ […]
ሓጻር መልእኽቲ
ሓጻር መልእኽቲ ንግዱሳት 1- ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ወያነ ኣብ ምንጻል ወይ ምጥፋእ ዘተኮረ ጥራይ ከም ዝኾነ ዘምስል መልእኽትታት ካብ ምዝርጋሕ ምቑጣብ። 2- ብልክዕ፡ ወያነ ካንሰር ናይ ዞባና ኮይኑ ጸኒሑ ኣሎ። ክሳብ ዝእደብ ወይ ዝውገድ እውን ገና ካንሰር ናይ’ዚ ዞባ ምዃኑ ኣይክተርፎን እዩ። ይኹን እምበር፡ ወያነ ኢትዮጵያዊ ሓይሊ እዩ። ብከመይ ይተሓዝ ብዓቢኡ ንኢትዮጵያን ትግራዎትን ይምልከት። ኤርትራ […]
ኩላትና ደቀባት
ሓደ ዓርከይ ኣሎ መልእኽትታት ክሰድድ ድቃስ ዝስእን። ዝበዝሕ መልእኽትታቱ መሊሰሉ ኣይፈልጥን ግን ጽንሕ ኢሉ ቁም ነገር ዘለዎን ዘወናውንን መልእኽቲ ይሰደለይ እዩ። ንሎሚ ሓደ ቅድሚ ዓመታት ዝወጸ ማነፈስቶ ኣመልኪቱ ዝሰደደለይ ሕቶ እየ ክትንክፍ። ቅድሚ ዓመታት፡ ንሓደ ካብ ብሄራትና “እውክል’እየ” ዝብል ጉጅለ ናይ ምንጻል ምፍርራሕ ዝተራእየሉ ማኒፈስቶ ኣውጺኡ ነይሩ። እቲ ጉጅለ ካብ ኢትዮጵያ እናተበገሰ፡ በብእዋኑ ናይ ቃጽያ […]
ገስግስ፡ እናኣመሓየሽና ንቅድሚት
ባይቶታት ዞባታት ጉባኤታት የካይዱ ኣለዉ። ካብቲ ብማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ዝፍኖ ዘሎ ዜናታት ክንበብ ከም ዝከኣል፡ ኣተኩሮ ኣካየድቲ ስራሕን ህዝብን ዞባታት ሃገርና ኣብ ምምሕያሽ መነባብሮ ህዝቢ እዩ ዘሎ። እዚ ድማ ውጽኢት ናይቲ ኤርይራ ከቢድ ዋጋ ዝኸፈለትሉ ሰላም እዩ። ቆላሕታ ህዝቢ ካብ ኣብ መኸተ ወያነን ለኣኽቶምን ተለኣኣኽቶምን ናብ ምምሕያሽ መነባብሮ ህዝቢ ምዝባሉ መስርሕ ምርግጋእ ይጅምር ምህላዉ […]
Fenkil Operation
Fenkil Operation* of 1990 dislodged an occupying army comprising infantry, mechanized and Naval forces, liberating the port city of Massawa and its environs. The result was tightening the noose around the very existence of Ethiopia in Eritrea. Subsequently, Operation Fenkil led, in 199, to the total annihilation of Ethiopia’s Second Revolutionary Army, one of Africa’s […]
ርሑስ ዓመት 2020
ዓመተ 2019 ኣሰር 2018 ብምኽታል ንኤርትራና ቀዳዊት ኮይና ትሓልፍ ኣላ። ከም ሃገርን ህዝብን መጻኢ ጎደና ዕብየትና እናገፍሐን እናበርሀን ክኸይድ ምዃኑ ዝሕብሩ ኣመታት ገዲፋትልና ትዕዘር ኣላ 2019። 2020፡ ዓመት ቁጠባዊ ምሕንባብ፡ ዓመት ሰላምን ዕርቅን፡ ዓመት ምክእኣልን ምጽውዋርን ክትከውን እምነ። ብኣብለጭለጭቲ ጭርሖታትን ኣስማትን ብነኣሽቱ ጫለዳታትን ምዩቕዩቕ ከይበልና ኣብቲ ዝዓበየ ሃገራዊ ስእሊ ክንዓስል ይግባእ። ካብቲ ዝፈላልየና እቲ ዘራኽበና […]
ሃገራዊ ገምጋም 2019- ካልኣይ ክፋል
ሃገራዊ ገምጋም 2019- ካልኣይ ክፋል [ ቀዳማይ ክፋል ምስ ኣውጸኣኹ፡ ኣብ መንጎ ካልእ ጉዳያት ንኣቓልቦይ ይስሕቡ ስለዝነበሩ በቲ ዝበልክዎ ኣብ ሓጺር ግዜ ዘይምውጽኡ ይቕረታ እሓትት። ብተወሳኪ እውን ዲፕሎማሲ ከባቢና በብግዚኡ ይምዕብል ስለዘሎ፡ ቅሩብ ግዜ ክወስደሉ ደልየ ኣለኹ። ንሎሚ፡ ካብቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ሸፈፍ ኢለ ዝሓለፍክዎ ብምቕጻል፡ ኣብ ልምዓታዊ መደባት ዝያዳ ከድህብ እየ። ብዙሓት ኣሕዋት፡ኣብ ውሽጢ […]
