ንውድቀት ወያነ ክዉን ዝገበሩ
1- ጸዋርን ዓቃልን ህዝቢ ኤርትራ
2- ጸዋርን ዓቃልን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ
3- መስተውዓልን ጸዋርን ዓቃልን መሪሕነት ኤርትራ
4- መስተውዓልን ጸዋርን ዓቃልን መሪሕነት ኣቢ ኣሕመድን፣ ወያነ ነቲ ኲናት ምስ ኣባርዐ ዓቢ ኣሕመድ ዝወሰዶ ቆራጽ ውሳነን በሊሕ ኣመራርሓን
5- ክቱር ዕሽነትን ብደዐን ናይ መሪሕነት ወያነ። ብቀደሙ ግዳ ስዉእ ብጻይ ጀነራል ውጩ ንመሪሕነት ወያነ ርእሲ ሓምሓም ኢልዎ ነይሩ እንድዩ!!
ሕሰም ዞባና ምስ ዘራጊቶ ናይ”ዚ ከባቢ ዝነበረ ጃንዳ ክቕበር ኣለዎ።