Categories
Our Stories

ቅሰኑ ሰማእታትና

“ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ኲናት እዩ” ዝብል ፈቀድኡ ክልጠፍን መግለጺታት ክግበረሉን እርኢ ኣለኹ።ኣቱም ሰባት፡ ኤርትራ ኲናት ኣይኣወጀትን። ኣብዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካይድድ ዘሎ ረጽሚ እውን ቀጥታዊት ተዋሳኢት ኣይኮነትን። እኳ ደኣ ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት ግዳይ ናይ’ዚ ኲናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ስሒቡ ዘሎ ጃንዳ ኮይና ጸኒሓ። ስለ’ዚ፡ “ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ወያነን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ንቃወም” ደኣ በሉ እምበር፡ ከምዚ ኤርትራ ንጥፍቲ ተሳታፊት ወይ ወላዒት ናይ’ቲ ኲናት ኣምሲልካ ዝግበር ፈተነታት ጌጋ እዩ። ከምኡ ካብ ምባል ንወያነ ቅሉዕ ደገፍ ምሃብ ይሓይሽ። ብሕሳብ ኤርትራ ደኣ ስለዝኸውን የጒሂ እምበር። ህዝቢ ኤርትራ ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት ተጎቢጡ ዝነበረ ዓድታቱ እና ኣማዕደወ ብዓቕሊ ተጸብዩ እዩ። ጎባጢ ወያነ ካብ ወለዖ፡ ውጽኢት ናይ’ዚ ረጽሚ ሰማእታትና ምሉእ ብምሉእ ዝቐስኑሉ ክከውን ኣለዎ።

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out /  Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out /  Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out /  Change )

Connecting to %s