ብኣጋጣሚ መበል 29 በዓል ናጽነት ናይ ምዝንጋዕ ወፈያታት ይቕጽል ኣሎ፡)
ቀዳሞት ደርፍታት ህዝባዊ ግንባር
1- ኢትጃምም ዕንታቼ ዎ ኢትብኬ
2- ሕደጉኒ፡ ሕደጉኒ ምስል ሓውዬ ለሓይሰኒ
3- ኣበይ ኣሎ ብጻይ ተጋዳላይ
4- ዓይኖም ሰለም ዘየብሉ
5- መዝሙር ስዉኣት ትግረ= እግል ሕርየት ሸዐብና፡ ለአስተሽሀደው ሐውና
6- መዝሙር= ስዉኣት ብጾትና ዘብጻሕኡም ኣብ ግብሪ
6- ኤረየ ንዒን’ዶ ተሎ
7- ዕድል ኣለኒ ግንባር ኣለኒ ምስ ህዝባዊ ግንባር ዘሰለፈኒ
8- ኤረየ ኤረና ከተማታት ኮይኑ መዓስከርና
9- ናቕፋ ኢለን ተበገሳ ንኽሓልፋ
10- ኤርትርያ ኒባሮ
11-ናይ ኩናማ፡ ኣሌላያ ኣሌላያ —
የማነ ባርያ ኣብ ጀብሃ ዝደረፋ፡ ” ናይ መቓብር ብጾተይ በዓል መን ኮን ይኾን፡ ዘይስዋእ የለን ክላለ ምሳኹም” እውን ህብብቲ ነይራ።
1977-79
1- ሳሕል ኩላ ተሓረረት
2- ወራር ሰምሃር
3- መትከል
4- ተሓረረት ዓድና ምፍጋር ጸሓይ
5- “ኤረየ ኤረና ከተማታት ኮይኑ መዓስከርና” እውን ዝያዳ ህብብቲ ኮነት
6- ብርጌ በጦሎኒ ሓይሊ ጋንታ መስርዕ
7- ባሕቲ ግንቦት ኣህጉራዊ በዓል ሸቃሎ
8- ኤረትርያ ባባ
——–+-++——
እዚ ገለ ካብቲ እታ ንእሽቶ ሓንጎለይ ክትዝክሮ ትኽእል እዩ። ወስኹሉ።