Categories
Uncategorized

ነዞም ሰባት ክተሰንብድ—

ነዞም ሰባት ክተሰንብድ እንተደሊኻ ቀሊል እዩ።
1. ተመሃሮ ዪኒቨርሲቲ/ኮለጃት ተመሪቖም
2. ቑጠባ ኤርትራ ዕቤት ኣምጺኡ
3. ሰፊሕ ክታበት ህጻናት ተዓሚሙ፡ ናይ ህጻናት ሞት ነክዩ፡ ምውሳኽ ኣብያተ ትምህርትን ክሊኒካትን
4. ፍሽኽታ ቆልዑ ኤርትራ ዘርኢ ዜናታት፡ ስእልታት
5. ዜጋታት ኣብ ዓበይቲ ጉዳያት ጸሚዶም ብምክብባር ክዛተዩ ዘርኢ ዜናታት
6. ኤርትራ ናይ ሚለንዪም ናይ ዕቤት ዕላማታት ኣብ ምውቃዕ ገጻ ትምርሽ ከም ዘላ ዘርኢ ዳታ ወይ ዜና
7. ፕሮጀክትታት ልምዓት ጥቐስ
8. ኤርትራ ማእከል ስሕበት ሰላምን ዞባዊ ምትሕግጋዝን ትኸውን ከም ዘላ ዘርኢ ዜናታት…ሚኒስተር ወጻኢ ኣሰይድ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረኣብ ናይዛ ዓመት ናይ ዓንበርበብ ሽልማት ሰላምን ምርግጋእን ክወስዱ ይግበኦም ዝብል ጎስጓስ
9. ጥዕና ፕረሲደንት ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ኣዝዩ ጽቡቕ ኣሎ፡ ወረ ኣሳግምኡን ኣተሓሕዛ ስርሑን ልክዕ ከም ብብርኩ ዘስተንፍስ መንእሰይ እዩ ኢልካ ብጭብጢ ኣርእዮም
10. ወያነ እንደገና ጎይታ ኢትዮጵያ ኣይክከውንን እዩ….
ዝብል ወረታት ወይ ዜናታት ጥራይ ሼር ግበሩሎም። ጽቡቕ ኤርትራ የባህርሮም እዩ። እታ ፈውሲ ቀላል ከላስ ክንድ’ዚ ሕማም ርእሲ!

ብተወሳኺ ዘሰንብዶም ድማ፡-
– ኣርማ ህዝባዊ ግንባር
– ጭርሖ “ዓወት ንሓፋሽ”
– ስእሊ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ
– ዋርሳይ ገዲምን ሓዲስን

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out /  Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out /  Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out /  Change )

Connecting to %s