Categories
Uncategorized

ምስ መንእሰይ ማዕበል ዝገበርክዎ ጻንሖት

ምስ መንእሰይ ማዕበል ክፍላይ ዝገበርክዎ ጻንሖት። የመስግነካ ማዕበል። ጽቡቕ ስራሕ። ቀጽሎ። ንሰማዕቲ እውን ከመስግን እደሊ። ደጊመ ክብሎ ዝደሊ ኩነታት መንእሰያትና ኣብ እስራኤል ዕቱብ ኣቓልቦ ዘድልዮ እዩ። ኣውያቶም ዝሰምዕ ዝተወሃሀደ ግብረ-ዕማም የድሊኣሎ። ካልእ ግን፡ ካብ ርጡብ ዘይኮነ ወረን ምውንጃልን ወጺእና፡ ንመሰረታዊ ፍታሕ ክንሰርሕ ኣለና። እዚ ጉዳይ እዚ፡ ንምሉእ ማሕበረሰብ ዘገድስ ጉዳይ እኳ እንተኾነ፡ ኣካላት ወኪላት መንግስቲ ኤርትራ ማለት ማሕበራትን ቤት ጽሕፈት ኤምባስን መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ምሁራትን ክኢላታትን ስበ-ጥበበኛታትን ዓቕምታቶም ኣወሃሂዶን ነዞም መብእሰያት ክሕግዙ እጽውዕ። ብዝተረፈ፡ ምስ ማዕበል ዝገበርክዎ ጻንሖት ክትከታተሉ እዕድመኩም።

Pause
-2:40:48
Additional Visual Settings

Enter Watch And ScrollClick to enlarge

Unmute

30,733 Views

🇮🇱 Israel 🇮🇱
____________

ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ መደብ Alena Walta Hager ንሎሚ ምስ ተጋ. መሓመድ ሳልሕ ብዛዕባ እዚ ኣብ እስራኤል ዝርአ ዘሎ ዘስካሕክሕ ፍጸመ ” ስፍሕ ዝበለ ቃለ መሕተት ክህልወና ኢዩ ::

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out /  Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out /  Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out /  Change )

Connecting to %s