Celebrating the life of Temegen Alemseged Tesfai

Celebrating the life of Temegen Alemseged Tesfai [a tribute will follow my intoroduction] ተመስገን ኣለምሰገድ ተስፋይ ካብዛ ዓለም ብሃንደበት ኣብ ሰዊት ዕድመኡ ካብ ዝሓልፍ ሎሚ መስከረም 7 ዓስራይ ዓመቱ ኮይኑ ኣሎ። ተመስገን ወዱ ነቲ ውሩይ ኤርትራዊ ተማራማሪ ታሪኽን ደራስን ኣለምሰገድ ተስፋይ እዩ። ወዲ ኣኩኡ ንተመስገን፡ ንኽብርን ዝክርን ህይወት ተመስገን እትበቅዕ ሓጻር ጽሕፍቲ ኣቕሪቡ ኣሎ። ምስ ስእልን … Continue reading Celebrating the life of Temegen Alemseged Tesfai